ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም Desta Jul 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ምስ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ኣብ ጎቦ የካ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። “ብምትካል ምብራኽ” በዝብል ብዝተሰየመ ናይ ሎሚ ዘበን መርሃ ገብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብምስታፎም ዝተሰመዖም ታሕጓስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቴክሳስ ብሓደጋ ውሑጅ 24 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Jul 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቴክሳስ ትማሊ ብሓደጋ ውሑጅ 24 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ፥ እቲ ሓደጋ መሰንበዲ ኢዩ ኢሎም። ንስራሕቲ ምድሓን ህይወት ኣድላዪ ደገፍ ከምዝግበር እውን ገሊፆም። እቲ ሓደጋ ውሑጅ ኣብ ዘጋጠመሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትግራይ ሐዚ ዘድሊያ ሰላምን ብዘተ ፀገምካ ምፍታሕን ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ጠሚቱ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓለ ሕቶ ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ፕሪቶሪያ ንህዝቢ ትግራይ እፎይታ ኣምፂኡ ኢዩ ኢሎም። እዚ ማለት፥ ህዝቢ ደቁ ብኲናት ካብ ምስኣን…
ቢዝነስ ኣብዚ ዓመት ንልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩሎም Desta Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብዚ ዓመት ንልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩሎም ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኣብ ዓውዲ ግብርና 1 ነጥቢ 8…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን ፍሪያት ጋዝ ንመጀመሪያ እዋን ናብ ዕዳጋ ክተቕርብ ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዓውዲ ኢንዱስትሪ ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እቲ ዓውዲ ኣብዚ ዓመት 12.8 ሚኢታዊ ዕብየት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ሎሚ መብርሂ ክህቡ ኢዮም Desta Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፈፃፅማ መንግስቲ ትልሚ 2017 ኣመልኪቱ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሕቶታት…
ቢዝነስ ኣብ ፎረም ፓሪስ ኢትዮጵያ እንታይ ኢላ… Desta Jul 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳይ ኣብዚ ሰሙን መበል 12 ፎረም ፓሪስ ኣሳሊጣ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኣብቲ ፎረም ከይዲ ምስላጥ ልቓሕ ብዝምልከት ኣቕሪቦም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መንጎ ሃገራት ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 5 ሺሕ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Jul 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2017 ዓ.ም ልዕሊ 6 ሺሕ ምርመራታት ብምክያድ ልዕሊ 5 ሺሕን 600 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ኢሉ ፖሊስ ፌዴራል። ሓላፊ ዋና መምርሒን ቢሮ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራልን ተወካሊ ሓላፊ ቢሮ ምርመራ ገበንን ሙሊሳ ኣብዲሳ ኣብ ዝሃብዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ወርሒ ግንቦትን ሰነን ዘካየድዎም ቁልፊ ቁልፊ ተግባራት Desta Jul 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ወርሒ ግንቦት ክሳብ ሰነ 2017 ዓ.ም ቁልፊ ዝኾኑ ናይ ኢኮኖሚ ልምዓት፣ ምዕባለ ዓውዲ ቴክኖሎጂ፣ ሰትራቴጂካዊ ዲፕሎማሲን መንግስቶም ንዘላቒ ሃገራዊ ለምዓት ዝገብሮ ዘሎ ኩለ መዳይ ምንቅስቓስን ብዘርእይ መገዲ…
ቢዝነስ ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝፀደቐ ፕሮጀክት ንምዝዛም ኣስታት 1 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር የድሊ-ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Desta Jul 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝፀደቐ ፕሮጀክት ንምዝዛም ኣስታት 1 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር የድሊ ኢሎም። እቶም ሚኒስትር ኣብቲ ባይቶ ዝቐረበ ረቂቕ ባጀት 2018 ዓ.ም ጠሚቱ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ…