ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም Desta Jul 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ሓዊሱ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ብፁኣን ኣቦታት ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ዘካየዶ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ቦሌ ቪኣይፒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ጠመተ ዝገበረ ዓለም ለኸ ፎረም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ክብ ኣብ ምባል ጠመተ ዝገበረ ዓለም ለኸ ፎረም 'ሬይስ ኦፍ ሆፕ 2025' ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ሓይሊ ኣቶሚክ ዘቲዮም Desta Jun 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ(IAEA) ማሪያኖ ግሮሲ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ጉባኤ ሬይስ ኦፍ ሆፕ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ…
ስፓርት ኣብ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ ሻምፒዮና ብሽክለታ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ Desta Jun 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ ሻምፒዮና ብሽክለታ ኢትዮጵያ ሎሚ ተዛዚሙ። ካብ 18 ሰነ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ እቲ ውድድር 14 ክለባት ዝተሳተፋሉ ኢዩ። ኣብቲ ፍፃመ 120 ኪሎ ሜትሮ ብዝሸፈነ ውድድር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆ ኩለ መዳይ ተተካኢ ህንፃ ንኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ኣረኪቡ Desta Jun 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደርን እርጋንን ብዝፈረሰ ህንፃ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ መተካእታ ሓዱሽ ኩለ መዳይ ህንፃ ብምህናፅ ኣረኪቡ። እቲ ኩለ መዳይ ህንፃ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ከባቢ ፒያሳ ብተለምዶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ግዕዝይና ንምቅላስ ጠንኪረን ክሰርሓ ይግባእ- ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) Desta Jun 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ግዕዝይና ንምቅላስ ጠንኪረን ክሰርሓ ይግባእ ኢሎም ሓላፊ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)። ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ኦሮሚያ፥ "ሚዲያ ንህንፀት ስነ ምግባርን ሰናይ ምምሕዳርን"…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ሻውዓይ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሓምለዋይ ኣሰር ይካየድ ኣሎ Desta Jun 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ሻውዓይ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሓምለዋይ ኣሰር ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ "ብምትካል ምብራኽ" ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ÷ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓመታት 85 ሚሊየን ፈልስታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Desta Jun 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ባህርዳር ሰላም ዝሓትት ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። እቶም ተሰለፍቲ ካብ ሽዱሽቲአን ክፍላተ ከተማን ጎረባብቲ ወረዳታትን ብምብጋስ ናብ ስታዲየም ኣፄ ቴዎድሮስ ጭርሖታት ብምሓዝ ከምዝመፅኡ ኣሚኮ ፀብፂቡ። ንክልልና ዘድሊያ ሰላም ኢዩ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ወልዲያን ደብረ ታዎርን ህዝባዊ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Desta Jun 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ወልዲያን ደብረ ታዎርን ኣድላይነት ሰላም ዝገልፅን ዝካየዱ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝድግፍን ህዝባዊ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ፥ ልምዓትን ዘላቒ ሰላምን ንክመፅእ ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ንዝገበሩ ሰብ መዚ ፌዴራልን ክልልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሰቆጣን ፍኖተ ሰላምን ህዝባዊ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Desta Jun 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ዋግ ኽምራ ብሄረሰብ ከተማ ሰቆጣ ህዝባዊ ሰላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ፥ ነበርቲ፣ ሰራሕተኛ መንግስቲን ነበርቲ ወረዳታት እቲ ከባቢን ተረኺቦም። ብተመሳሳሊ ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ከተማ ፍኖተ ሰላም ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ…