Fana: At a Speed of Life!

ሰላምን ድሕንነትን ትካላት ሃይማኖት ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ  ዓንዲ ኢዩ- ተስፋዬ ቤልጅጌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰላምን ድሕንነትን ትካላት ሃይማኖት ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ  ዓንዲ ኢዩ ኢሎም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዋና ተፀዋዒ ሚኒስትር  ተስፋዬ ቤልጅጌ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ኣብ መንጎ ሃገረ ስብከት ጎፋን ባስኬቶን  ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን…

ዝኾነ ይኹን ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ሓደጋታት ናይ ምፅዋር ዓቕሚና ክብ ብምባል ንዘላቒ ልምዓት ክንሰርሕ ኢና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝኾነ ይኹን ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ሓደጋታት ናይ ምፅዋር ዓቕሚና ክብ ብምባል ብናይ ባዕልትና ዓቕሚን ፃዕሪን እናተሓጋገዝና ንዘላቒ ልምዓት ክንሰርሕ ኢና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ልመናን ተሓጋዝነትን ግብዝነት ዘስፍሕ፣…

ኣብ ክልል ሲዳማ ምምሕዳር ከተማ ዳዬ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ምምሕዳር ከተማ ዳዬ ትማሊ ምሸት ሰዓት 11፡00 ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ምክትል ዳይሬክተር መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ሓለቓ ሚኢቲ ስራሮ ሶሌ፥ እቲ ሓደጋ ተሽከርካሪ ካብ ኣለታ ወንዶ ናብ በንሳ ዳዬ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ጥምቀት ኣብ ዝኽበረሎም ከባቢታት ወፍሪ ፅርየት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ጥምቀት ኣብ ዝኽበረሎም ከባቢታት ወፍሪ ፅርየት ተሳሊጡ። ኣብ ዩኔስኮ ዘይድህሰሱ ቅርስታት ዝተመዝገበ በዓል ጥምቀት ብድሙቕ ስነ ስርዓት ንክኽበር “በዓል ጥምቀት ኣብ ንፁህ ጎደና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተሳለጠ ወፍሪ…

ኣይሾው ስፒድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ፃንሒት ናይ ሚሊየናት ኣዒንቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ንክጥምተያ ገይሩ  – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉጥ ዩቲዩበር ኣይሾው ስፒድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ፃንሒት ናይ ሚሊየናት ኣዒንቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ንክጥምተያ ገይሩ  ኢለን  ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቲ ዑደት…

ሜታ ብምኽኒያት ክልከላ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ኣውስትራሊያ 550 ሺሕ ኣካውንታት ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሜታ ብምኽኒያት ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተገበረ ክልከላ ማሕበራዊ ሚዲያ 550 ሺሕ ኣካውንታት ኣጊዱ። እታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ህፃውንቲ ከልከላ ማሕበራዊ ሚዲያ ዘንብር ሕጊ ተግባራዊ ገይራ። ስለዝኾነ ካብ 10 ታሕሳስ 2025 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ኩባኒያታት…

ጥዕናዊ ረብሓታት ፃዕዳ ሽጉርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፃዕዳ ሽጉርቲ ልዑል መጠን ፖታስየም፣ ፎስፎረስ፣ ዚንጎ፣ ሳልፈርን ማእከላይ መጠን ማግነዝየም፣ ማንግኒዝን ሓፂንን ዝሓዘ ከምዝኾነ ሰብ ሞያ ጥዕና ይገልፁ። ኣብ ፃዕዳ ሽጉርቲ ጠመተ ብምግባር ዝተኻየዱ ምርምራት ጥዕና ከምዝሕብርዎ፥  ሰዓል ከም ዝፍውስ፣…

በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ፅባቐ ኢትዮጵያ ብዘጉልህ መገዲ ክኽበር ኢዩ  – ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 90 በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ፅባቐ ኢትዮጵያ ብዘጉልህ መገዲ ክኽበር ኢዩ  ኢሎም ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ። እቶም ዋና ኣዛዚ ምስ ላዕለዎት መኮንናት እቲ ትካል ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ እቲ በዓል ካብ 15…

ኣመራርሓ ኣብ ፖሊሲን ትካላትን ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ሰብኣዊ ርክብ እውን ክካየድ ኢዩ-ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓ ኣብ ፖሊሲን ትካላትን ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ሰብኣዊ ርክብ እውን ክካየድ ኢዩ ኢሉ ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትር። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ኣብ መልላእ ሃገርና ስድራ በዓል ልደት ንምኽባር ኣብ…

ካውንስል ኣብያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካውንስል ኣብያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ላዕለዋይ ፀሓፊ እቲ ካውንስል ቄስ ደረጄ ጀምበሩ ነቲ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ኢትዮጵያን ዝተፈላላያ ሃገራትን…