ስርዓት ኣጠቃቕማ በጀት መንግስቲ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዝገብር ኣሰራርሓ ዕላዊ ክኸውን እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ኣጠቃቕማ በጀት መንግስቲ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዝገብር ኣሰራርሓ ዕላዊ ከምዝኸውን ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ኣሰራርሓ ብዝተፈላለዩ መገዲታት መንግስቲ ዝረኽቦም ገንዘብ ናብ ሓደ ትካል ንምእካብ ዘኽእልን ንዝተተለመሉ ግልጋሎት ንክውዕል…