Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ምስ ሰሜን ኮሪያ ዘለዋ ርክብ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሃገሮም ምስ ሰሜን ኮርያ ኵለመዳያውን ሃናፅን ክልተኣዊ ዝምድናታት ከተስፍሕ ምዃና ኣፍሊጦም። ንሶም ኣብ መዓልቲ ሓርነት ሰሜን ኮርያ ናብ መዘናኦም ኪም ዮንግ ኡን ኣብ ዝለኣኽዎ ደብዳበ፥ እቲ ስጕምቲ ንረብሓ ክልቲአን…

ኣትሚስ ብዝብል ዝተወደበዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ቀጣናኡ ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሶማሊያ ተልእኾ ምዕቃብ ሰላም  እንትዋፃእ ዝነበረ ሻድሻይ ዙር ኣሚሶም፥ ብዝብል ሓዱሽ ሽም ንዝተወደበ ኣትሚስ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣረኪቡ። ኣብቲ ስነስርዓት ርኽክብ ዝተረኸቡ ዋና ኣዛዚ ሴክተር ሰለስተ ብርጋዴር ጄኔራል…

ሓምለዋይ ኣሰር ዝባደመ ሃፍቲ ተፈጥሮና ዝመለሰ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዝባደመ ሃፍቲ ተፈጥሮና ዝመለሰ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሃረር ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ፥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ…

ክሳብ ሐዚ 240 ሺሕ 73 ሜትሪክ ቶን ምግቢ ናብ ትግራይ ከምዝልኣኸ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ 240 ሺሕ 73 ሜትሪክ ቶን ምግቢ ናብ ክልል ትግራይ ከምዝልኣኸ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ስግኣት ሓደጋን ኣፍሊጡ። ብተወሳኺ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ከምዝተልኣኸ ገሊፁ። ዳይሬክተር ረክብ ህዝቢ እቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ከተማ ሃረር ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ከተማ ሃረር ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ከተማ እንትበፅሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣብቲ ከተማ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ኣሰር ክሳተፉ…

ዘኹርዕ ዓወት ኣትሌታት ተሳጋሪ ክብሪ ስነ ልቦና ተዓዋታይ ትውልዲ ኢትዮጵዊያን ከምዝኾነ የርእይ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘኹርዕ ዓወት መናእሰይ ኣትሌታት ተሳጋሪ ክብሪ ስነ ልቦና ተዓዋታይ ትውልዲ ኢትዮጵዊያን ከምዝኾነ የርእይ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ኮሎምቢያ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት ዑጅለ ልኡኽ…

ልዕሊ 110 ሚሊየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 110 ሚሊዮን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድን ናይ ዝተፈላለዩ ገንዘብ ሃገራት ወፃእን ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር ከምዝወዓለ ኮሚሽን ጉምሩክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከዘዋውሩ ዝተረኸቡ ትሽዓንተ ሰባት እውን ኣብ ትሕቲ…

ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ 1 ሽሕን 132 ተምሃሮ አመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብዝተፈላለዩ ዓውድታት ትምህርቲ ዘምሀሮም 1 ሽሕን 132 ተምሃሮ አመሪቑ። ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ሎሚ እናመረቐ ዝርከብ ንመበል 9ይ ግዘ ከምዝኾነ  ተገሊፁ። እቶም ተምሃሮ ብስሩዕ፣ ብናይ ምሸት፣ ብክረምታዊ መርሃ ግብሪን፤ ብፕሮግራም…

ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ኲናት ኣዋሽ  ሰብ ሞያታት ሜካናይዝድ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ኲናት ኣዋሽ  ብዝተፈላለዩ ሙያታት ንዘሰልጠኖም ሰብ ሞያታት ሜካናይዝድ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምርቓት ዝተረኸቡ ሓላፊ ዋና መምርሒ ስልጠናን ትምህርትን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌተናል ጀኔራል ይመር መኮንን፥ ቤት ትምህርቲ…

መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ሳልሳይ ደረጃ ንዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተሳሊጡ። ኣብ ኮሎምብያ ከተማ ካሊ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም 3ይ ደረጃ ዝሓዘ ልኡኽ፤ ትማሊ ናብ…