ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ሚዛን ቴፒን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም Desta Jun 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 3 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩንቨርስቲ ንመበል 70 ዙር ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ዲግሪ ዘሰልጠኖም 3 ሺሕን 295 ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ኣካቢ ቦርድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ወራቤ 1 ሺሕን 561 ተምሃሮ ኣመሪቑ Desta Jun 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወራቤ ብመርሃ ግብሪ ድህረ ምረቓ ስሩዕ፣ ሰሙናዊን ምሸትን ዘምሃሮም 1 ሺሕን 561 ተምሃሮ ሎሚ ኣመሪቑ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ቶፊቅ ጀማል (ዶ/ር)፥ እቲ ዩንቨርስቲ ኣብዚ ሐዚ እዋን ልዕሊ 10 ሺሕ ተምሃሮ የምህር ኣሎ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ሰላምን ፀፅታን ዘለወን ምትሕብባር ኣጠናኺረን ክቕፅላ ኢየን – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Jun 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ሰላምን ፀፅታን ዘለወን ምትሕብባር ኣጠናኺረን ክቕፅላ ኢየን ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላብጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካን ኣዛዚ ኣፍሪኮምን ጄነራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ኣልቤርቶ ቫርኔሮ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Jun 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኢትዮጵያ መሪሕ ተራ ዝነበሮም ኣልቤርቶ ቫርኔሮ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሓዘን፥ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝግበር ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፀል ኢዩ-ሕቡራት መንግስታት Desta Jun 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝግበር ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፀል ኢዩ ኢሉ ሕቡራት መንግስታት። ሕዱራት መንግስታት ንስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝኸውን 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ስምምዕነት ደገፍ ተኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ተተካኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካ ዘቲዮም Desta Jun 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤ ምሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካን ኣዛዚ ኣፍሪኮምን ምስ ዝኾኑ ጄነራል ማይክል ላንግሌይ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚከዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ፥ ጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካን…
ቢዝነስ ቀጣናዊ ዝምድና ንግዲ ንምጥንኻር ዝዓለመ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Desta Jun 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤ ምሲ)ግደ ንግዲን ዓውዲ ውልቀን ንምጥንኻር ዝዓለመ "ኢኮትሬድ" ፕሮጀክት ሎሚ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት “ብውልቀ ዓውዲ ዝምራሕ ሰንሰለት እሴት ክብ ብምባል ዝምድና ንግዲን ኢኮኖሚን ኢትዮጵያ ምጉልባት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክትግበር። ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ፍርያት ሕርሻ ዝተውሃበ ፍቓድ ድለላ ተሰሪዙ Desta Jun 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣብ ዓውዲ ፍርያታት ሕርሻ ዝተውሃበ ፍቓድ ድለላ ሙሉእ ብሙሉእ ተሰሪዙ ኢሉ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣብዱልሃኪም ሙሉ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ ኣብቲ ዓውዲ ምንም እታወት እንተይወሰኹ ስርዓት ንግዲ ዝርብሹ…
ስፓርት ውድድር መልላእ ፀወታታት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ Desta Jun 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሻድሻይ ውድድር መልላእ ፀወታታት ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ጅማ ይካየድ ኣሎ። እቲ ውድድር ን10 መዓልታት ዝፀነሕ ኢዩ ተባሂሉ። ካብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ስፖርተኛታት ከምዝሳተፉ እውን ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሙዚየም ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ንህዝቢ ክፍቲ ኮይኑ Desta Jun 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕድሳት ተገይሩሉ ንዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ፈተነ ስራሕ ዝፀንሐ ሙዚየም ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንህዝቢ ክፍቲ ኮይኑ። እቲ ቤተ መንግስቲ ጥንታዊ ተሽከርከርቲን መካነ እንስሳትን ሓዊሱ ኣብ ውሽጡ ብዙሓት ታሪኻዊ ቅርስታት ዝሓዘ…