Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚኣ ንክተጠናኽር በሪ ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚኣ ንክተጠናኽር በሪ ከፊቱ ኢሉ። ኣጀንዳ እቲ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ 2030 መልከት ምዕባለ ኣፍሪካ ንክትከውን ምኽኣል ከምዝኾነ ገሊፁ። ኢትዮጵያ ዝሓለፈቶ ዓወት…

ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ግደ ምሁራን ተጠናኺሩ ንክቕፅል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ  ሃገራዊ ዘተ ግደ ምሁራንን መራሕቲ ሓሳብን ተጠናኺሩ ንክቕፅል ተሓቲቱ። እቲ ሃገራዊ ዘተ ዘድለ ውፅኢት ንክረክብ ግደ ምሁራን ልዑል ከምዝኾነ ዝገለፁ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ፣ በቲ ዘተ ዝድለ ውፅኢት ንምምፃእ ግደ…

ተወዳደርቲ ዜጋታት ንክትኮኑ እንተይሰረቕኩም ጠንኪርኩም ፈተናኹም ብባዕልትኹም ስርሑ-ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ፣ ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተርን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲን ኣይተ ኣንተነህ ፈቃዱን ኣብ ዞባ ከንባታ ሓፈሻዊ ላዕለዋይ ካልኣይ በርኪ ቤት ትምህርቲ ሺንሺቾ ተረኺቦም ናይ…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ምላሽ ምርካብ ነዚ ቀጣና ተረባሒ ዝገብር ኢዩ – ቴር ማጆክ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመራማሪ ትካል መፅናዕቲ  ሰላም፣ ልምዓትን ፀፅታን ዩንቨርስቲ ጁባ ቶንጊክ ማጆክ (ዶ/ር)፥ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ምላሽ ምርካብ ለምዓት እዛ ሃገር ካብ ምድጋፍ ብተወሳኺ ቀጣና መብራቕ ኣፍሪካ ተረባሒ ዝገብር ኢዩ ኢሎም። ቴር ማጆክ (ዶ/ር)…

ኣብ ሕቶ በሪ ባሕቲ ኢትዮጵያ ብመሰረት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ጭቡጥ ውፅኢታት ይረአዩ ኣለዉ-ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሕቶ በሪ ባሕቲ ኢትዮጵያ ብመዳርግቲ ኣካላትን ዓለም ለኸ ትካላትን ተቐባልነት ንክረክብ ብመሰረት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ጭቡጥ ውፅኢታት ይረአዩ ኣለዉ ኢሎም ምሁራን። ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ምሁራን፥ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮፕያ…

ክፍሊት ግብሪ ብስርዓት ኤሌክትሮኒክስ ዝፍፅሙ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ይውስኽ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር እቶት ክፍሊት ግብሪ ብስርዓት ኤሌክትሮኒክስ ዝፍፅሙ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ይውስኽ ኣሎ ኢሉ። ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ማእኸል መረዳእታን ቴክኖሎጂን ኣይተ ክልሉ ታመነ፥ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ብኤሌክትሮኒክስ መረዳእታ ናይ ምፍላጥ ከይዲ ልዕሊ…

ላፍቶ ኩለ መዳይ ማእኸል ዕዳጋ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 8 ነጥቢ 8 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ ላፍቶ ቁፅሪ ክልተ ኩለ መዳይ ማእኸል ዕዳጋ ተመሪቑ። እቲ ማእኸል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ(ዶ/ር) ብሓባር ብምዃን መሪቐም ከፊተምዎ።…

ረቂቕ በጀት 2018 ዓ.ም 1 ነጥቢ 93 ትሪሊየን ብር ብምዃን ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 35 ስሩዕ ኣኼብኡ ዘቕረብዎ መግለፂ ረቂቕ ባጀት 2017 ዓ.ም መንግስቲ ፌዴራል ኣዳሚፁ። ኣይተ ኣሕመድ፥ እቲ ረቂቕ ባጀት ተግባራዊ ንዝግበር ዘሎ መመሓየሺን ፊሲካል ፖሊሲን…

ኩለ መዳያዊ ዕብየት ንምምፃእ ዓውዲ ኣገልግሎት መንግስቲ ልዑል ግደ ኣለዎ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓንቲ ሃገር ኩለ መዳያዊ ዕብየት ንምምፃእን ተረባሕነት ዜጋታት ንምርግጋፅን ዓውዲ ኣገልግሎት መንግስቲ ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። ዓብዪ ኮሚቴ ኣመራርሓ ኣገልግሎትን ምምሕዳርን ሪፎርም መንግስቲ ሎሚ መበል…

መመሓየሺ ኢኮኖሚ ንምቕናስ ድኽነት ልዑል ግደ ኣበርኪቱ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣብ ምቕናስ ድኽነትን ዓውዲ ኣፍረይቲ ኣብ ምጥንኻርን ልዑል ግደ ኣበርኪቱ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ፓነል ተሳሊጡ። ኣማኻሪ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ወርቃለማሁ፥…