Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያን ኢራንን ኣብ ልምዓት ሳተላይት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሩሲያን ኢራንን ኣብ ልምዓት ሳተላይት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ኣምባሳደር ኢራን ኣብ ሩሲያ ካዚም ጃላሊ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ጠፈር ሩሲያ ዲሜትሪ ባካኖቭ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ከልቲአን…

ታሪካዊ ፀላእትና ይኹኑ ተለኣኣኽቲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ህዝባን ዝምነይዎ ናይ ጥፍኣት ድግስ ኣይዕወትን-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ታሪካዊ ፀላእትና ይኹኑ ተለኣኣኽቲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያን ህዝባን ዝምነይዎ ናይ ጥፍኣት ድግስ ኣይዕወትን ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። እዚ ፍሉይ ወፍሪ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ብላቴ ዘሰልጠኖም መበል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣሊኮ ዳንጎቴ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣሊኮ ዳንጎቴ ዘቲዮም። እቶም ቀዳዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንሓወይ ኣሊኮ ዳንጎቴ ተቐቢለ ኣዘራሪበ ኢሎም። ንኢትዮጵያ ወሰንቲ ኣብ ዝኾኑ ድልየታት…

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ እኹል ምድላው ተገይሩ ብምትግባሩ ጭቡጥ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ የማክሮ ኢኮኖሚ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ እኹል ምድላው ተገይሩ ብምትግባሩ ጭቡጥ ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢሎም። እቶም ሚኒስትር እዋናዊ ጉዳያት ኣፈፃፅማ ኢኮኖሚ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ዝተማልአ መመሓየሺ ማክሮ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኻዊ ገፅታ ዝምጥን ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ይካየድ ኣሎ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኻዊ ገፅታ ዝምጥን ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ይካየድ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። በዓል መዚ ምኽባር ደንቢ መመሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሻድሻይ ዙር 2 ሺሕን 74 ፓራ ሚሊተሪ ኦፊሰራት…

ስርዓታት ሓለዋ ፍሪያት መልክዓ ምድሪ ዘመላኸት ንምትግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓታት ሓለዋ ፍሪያት መልክዓ ምድሪ ዘመላኸት ንምትግባር ይስራሕ ኣሎ ኢሉ በዓል መዚ ኣእሙራዊ ንብረት ኢትዮጵያ። ኣፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ በዓል መዚ ኣይተ ኤሊያስ መሃመድ፥ እቲ ስርዓት ንፍትሓዊ ውድድር ንግዲ ልዑል ግደ…

ዝመፅእ ዘሎ ለውጢ ብንቑሕ ዓይኒ ምርኣይ፣ ምሕታትን ምድጋፍን የድሊ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ዝመፅእ ዘሎ ለውጢ ብንቑሕ ዓይኒ ምርኣይ፣ ምሕታትን ምድጋፍን የድሊ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ብዛዕባ ዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ እዋናዊ ፈተናታትን ቀፃሊ ኣንፈትን ጠሚቶም ኣብ ዝገበርዎ ካልኣይ ክፋል…

ውፅኢታውነት መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ብካልኦት ሃገራት እውን ተመስኪሩ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ ብፍልጠትን ጥበብን ተግባራዊ ዝገበረቶ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ውፅኢታዊ ምዃኑ ብካልኦት ሃገራት እውን ተመስኪሩ ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ብዛዕባ ዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ እዋናዊ…

ናህሪ ዋጋ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣስታት 20 ዓመት ብተኸታታሊ እናዓበየ መፂኡ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትይር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናህሪ ዋጋ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣስታት 20 ዓመት ብተኸታታሊ እናዓበየ መፂኡ ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ነዚ ዝገለፁ፥ ብዛዕባ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ እዋናዊ ፈተናታትን ቀፃሊ ኣንፈትን ኣብ ዝገበርዎ ካልኣይ…

ቀጣናዊ ልምዓት ክብ ንምባል ብምትሕብባር ምስራሕ ኣድላዪ ኢዩ-ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ኬንያን ብመሰረተ ልምዓት ንምትእስሳር ዝዓለመ ፕሮጀከት ምብራቕ ኣፍሪካ ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ምትሕብባር ንግዲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ምጥንኻር ዝኽእል መሰረተ ልምዓታት ብምህናፅ ቀጠናዊ ዝምድና…