Fana: At a Speed of Life!

ስምምዕነት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዲቼቶን ጋድን ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዲቼቶን ጋድን ከምዝተቛረፀ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ከምዝበሎ፥ እቲ ስምምዕነት ዝተቛረፀ ኣክዋ ፓወር ዝተብሃለ  ኩባንያ ስዑዲ ዓረብ ነቲ ፕሮጀክት ዘድሊ ገንዘብ ምቕራብ…

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ቄለም ወለጋ ንዝርከቡ ብጎንፂ ዝተመዛበሉ ልዕሊ 5 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ወረዳ ቄለም ወለጋ፣ ሃዋ ገላንን ስዮን  ንዝርከቡ ብኮንፂ ዝተመዛበሉ ልዕሊ 5 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ ስርናይ፣ ዓልቋይን ዓተርን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ንሕድሕድ ስድራ…

ኢምፓክ ኮርፖሬሽን ጃፓን ካብ ኢትዮጵያ ዘእትዎ ዕምበባ ፅገሬዳ ብሓሙሽተ ዕፅፊ ክብ ከብሎ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢምፓክ ኮርፖሬሽን ጃፓን ካብ ኢትዮጵያ ዘእትዎ ዕምበባ ፅገሬዳ ብሓሙሽተ ዕፅፊ ክብ ከብሎ ኢዩ። ኣምባሳደር ኢትትዮጵያ ኣብ ጃፓን ተፈራ ደርበው፥ ምስ ኣቦ መንበርን ፕሬዚዳንትን ኢምፓክ ኮርፖሬሽንን ሄኪሮ ሞሪሽጌ ተዛቲዮም። ሄኪሮ ሞሪሽጌ፥…

ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ኣብታ ዓዲ ተነቢሩ ዝፀንሐ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ቅድሚ ሽዱሽተ  ኣዋርሕ ኣብታ ሃገር ተነቢሩ ዝፀንሐ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣልዒሉ። ኣብ ሱዳን እቲ ፕሬዚዳንት ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ብህዝባዊ ናዕቢ ካብ ስልጣን ድሕሪ ምልዓሎም፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2019…

ኣብ ባንኪታት ኢትዮጵያ ብዘነፃፀረ ገበን ምጭብርባር ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ከም“ዝተመዝበረ” ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከቡ ባንኪታት ብዘነፃፀረ ገበን ምጭብርባር ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር  ከም“ዝተመዝበረ”  መፅናዕቲ ሚኒስቴር ፍትሒ ተገሊፁ። ካብ 2009 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዝተኻየደ እቲ መፅናዕቲ ልዕሊ 370 ቢሊየን ብር ኣብ ባንኪታት…

ዓበቕ ህበይ ብማእኸላይ ብርኪ ስግኣት ዓለም ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓበቕ ህበይ ብማእኸላይ ብርኪ ስግኣት ዓለም ከምዝኾነ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ። እቲ ቫይረስ ንከቢድ ሕማም ተቓላዕቲ ናብ ዝኾኑ ህፃናትን ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሞም ናብ ዝተዳኸመ ክፋላት ሕብረተሰብን ድሕሪ ምልብዑ ኢዩ ከምዚ ተባሂሉ። ከም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ሪፈራል ሆስፒታል ዳግማዊ ምኒሊክ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ሪፈራል ሆስፒታል ዳግማዊ ምኒሊክ መሪቖም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ አወን ተረኺበን። ቅድም ኢሉ ኣብ መንግስታዊ ሆስፒታላት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ መዓርግ ምክትል ሓለቓ ሚኢቲ ንዝረኸቡ ተመረቕቲ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ መዓርግ ምክትል ሓለቓ ሚኢቲ ንዝረኸቡ ተመረቕቲ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቶም…

ሰራዊት ሩሲያ ስትራቴጂካዊት ከተማ ሊማን ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ሩሲያ ንዩክሬን ልዑል ስትራቴጂካዊት ከተማ ዝኾነት ከተማ ሊማን ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተቖፃፅረ ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣረጋጊፁ። ብኻሊእ መዳይ ኣብ ግዝኣት ሉሃንስክ፣ ዩክሬን ኣስታት 10 ሺሕ ዝኾኑ ወተሃደራት ሩሲያ ከምዝተዋፈሩ…

“ምስ ሓወይ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታውፅኢታዊ ዘተ ገይረ” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ ከም ኩሉ ጊዘ ጨ ምስ ሓወይ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታውፅኢታዊ ዘተ ገይረ” ኢሎም።…