Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ወፃኢ ሎጂስቲክስ ንምቕናስ በዝተሰርሐ ስራሕቲ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝደሓነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ወፃኢ ሎጂስቲክስ ንምቕናስ በዝተሰርሐ ስራሕቲ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዘድሓነ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ገሊፁ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ  ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ሻድሻይ ዙር ቀዳማይ ዘበን ስራሕ መበል ዓስራይ…

ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ሓድነትና ግድነት ኢዩ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ሓድነትና ግድነት ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት መዓልቲ ኣፍሪካ ብዝምልከት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መለእኽቲ፥ ብመሰረት ዝተዛበዐ ዓለም ለኸ ስርዓት ኣፍሪካ ሕውስውስ ፈተናታት…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ እዋን ምኽባር ሰላምን ፀፅታን ንዝሰርሑ ኣካላት ኣብ ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ንምርካብ ናብ ኣሶሳ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢታማዦር ሹም ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ እዋን ምኽባር ሰላምን ፀፅታን ንዝሰርሑ ኣካላት ኣብ ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ንምርካብ ናብ ከተማ ኣሶሳ ኣምሪሖም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ወደ ናብታ ከተማ እንትኣትዉ ርእሰ ምምሕዳር…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ማእኸል ፅገንኡ ዲጅታላይዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ማእኸል ፅገንኡ ዲጅታላይዝ ገይሩ። ስለዝኾነ እቲ መገዲ ኣየር በቢዓመቱ ንወረቐትን ሓይሊ ሰበን ዘውፅኦ ዝነበረ 500 ሚሊየን ብር ከምዘድሕን ተሓቢሩ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው፥ እቲ መገዲ…

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ንመበል ሓምሻይ ግዘ ሰብኣዊ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ናብ መቐለ ኣጎዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ንመበል ሓምሻይ ግዘ ሰብኣዊ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ናብ መቐለ ከምዘጎዓዓዘ ኣፍሊጡ። እቶም ሰብኣዊ ሓገዛት፥ ናውቲታት ሕክምና፣ ሓገዝ ምግቢ፣ እታዎታት መሐከሚ ማይን ናውቲታት ገዛን ኢዮም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ናይጀሪያ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ላዕለዎት ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ናይጀሪያ ኣምሪሑ። ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብተወሳኺ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ኣባላት ጉጅለ ልኡኽን ከተማ ኣቡጃ ኣቲዮም።…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንመግዝኢ ዘመናዊ ዱኽዒ ዝኸውን ልዕሊ 50 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንዘበነ ፍሪያት 2014/15 ዝኸውን መግዝኢ ዘመናዊ ዱኽዒ ዝኸውን ልዕሊ 50 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣቤ ሳኖ፥ እቲ ባንኪ ብሰንኪ ሕፅረት ዘመናዊ ዱኽዒ ኣብ ዓውዲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣካይዳ ኦፕሬሽን ፀፅታን ድሕንነትን ብዝምልከት ገምጋም ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣካይዳ ኦፕሬሽን ፀፅታን ድሕንነትን ብዝምልከት ገምጋም ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ገምጋም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላን ምክትል ኢታማዦር ሹም ጀነራል ኣበባው ታደሰን ከምኡውን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልልን ሰራዊት…

ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንምግባር ዘለዎም ባህጊ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንምግባር ዘለዎም ባህጊ ገሊፆም። እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዓውዲታት ዕደና፣ ማኑፋክቸሪንግ፣ ግብርና፣ ኣይ ሲ ቲ ን ትምህርቱን  ንምውፋር ዘለዎም ድልየት ኢዮም ገሊፆም። ኮሚሽነር…

ኣብ ጣልያንን ፈረንሳይን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንዝተመዛበሉ ወገናት ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣልያንን ፈረንሳይን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንዝተመዛበሉ ወገናት ደገፍ ገይሮም። እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ጎንፂ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል ደገፍ ልዕሊ…