ዕንወት ኲናት ንምትራፍ ኩሉ ሰብ ንሰላም ቀዳምነት ክህብ ኣለዎ ክብሉ ፓርቲታት ፖለቲካ ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕንወት ኲናት ንምትራፍ ኩሉ ሰብ ንሰላም ቀዳምነት ክህብ ኣለዎ ክብሉ ፓርቲታት ፖለቲካ ሓቲቶም።
ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ትግራይ ህፃናት ሓዊሱ ብምግዳድ ናብ ኲናት ንክኣትዉ ይገብር ከምዘሎ ዘርእዩ ሓበሬታታት ዓለም ለኸ ትካላት የውፅኡ ዘለዉ…