Fana: At a Speed of Life!

 ፅዕንቶታት ብፅንዓት ህዝቢ፣ ተሳትፎ ዲያስፖራን ዲፕሎማሲን ተፃዊርና ዝገደደ ፀገም እንተይበፅሐ ቀፂልና ኢና-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮመነን ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣቕሪቦም። ኣብ ፀብፃቦም፥ እቲ ሚኒስቴር ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ንክኽበር፣ ልኡላውነት…

ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዘለዋ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዘለዋ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዝፀንሐ ዲፕሎማሲያዊን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ኣለዋ ኢሎም።…

ተግባር ፅሕተራ ኲናት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ናብ ሓደጋ ዘቃልዕ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ዳግም ናብ ኲናት ንምስዋር ይዳሎ ከምዘሎ ምሁራን ገሊፆም። እቶም ምሁራን ከምዝበልዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል እናተዘዋወረ ንህዝቢ ናብ ኲናት ንምስዋር የለዓዕል ከምዘሎ ዘርእዩ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኩባኒያታት ካብ ሩሲያ ዝገብርዎ ዕድጊት ጋዝ ንክቕፅሉ ኣብ ዝቐረበ ትልሚ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ  ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዝተነበረ ማዕቐብ ብዘይፃረር መገዲ ኩባኒያታት ካብ ሩሲያ ዝገብርዎ ዕድጊት ጋዝ ንክቕፅሉ ኣብ ዝቐረበ ትልሚ ተስማዕሚዑ። ሰብ መዚ እቲ ሕብረት ብመሰረት ዝገበርዎ ስምምዕ፥ እቶም ኩባኒያይ ንዝገዝእዎ ጋዝ ኣቐዲሞም…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ትልሚ 2015 ዓ.ም ብዝምልከት ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ትልሚ 2015 ዓ.ም ብዝምልከት ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ ትልሚ ገፀር…

ባህሊ ዴሞክራሲ ንክጉልብትን ዘላቒ ሰላም ንክነግስን ክንሰርሕ ኢና-ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህሊ ዴሞክራሲ ንክጉልብትን ዘላቒ ሰላም ንክነግስን ክንሰርሕ ኢና ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣካላት ፈትሒ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ተዛቲዩ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣገኘሁ ተሻገር፥ እቲ…

ሎም ንጎሆ ከውሊ ወርሒ (ግርደተ ወርሒ) ኣብ ኢትዮጵያ ተራእዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎም ንጎሆ ከውሊ ወርሒ (ግርደተ ወርሒ) ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተርኣየ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦ እስፓሻልን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ምስ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦ እስፓሻልን ኢትዮጵያ ከምኡውን ስፔስ ሳይንስ ሶሳይቲ…

ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርላማ ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ንክኾኑ መሪፁ። ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ናይ መወዳእታ ኣወሃህባ ድምፂ ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ኣብ ስልጣን ንዝነበሩ መሓመድ ኣብዱላሂ ፋርማጆን ብምስዓር ኢዮም ተመሪፆም። ኣብቲ ምርጫ ሞሓመድ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ምስ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ንኢትዮጵያን ሶማሊያን ናይ ሓባር ዝኾኑ…

ዩኒቨርሲቲ  ኣዲስ ኣበባ ንፕረዚደንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኣካያዲ ስራሕ ሳሊኒ ኩባንያን  ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ  ኣዲስ ኣበባ ንፕረዚደንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኣካያዲ ስራሕ ሳሊኒ ኩባንያን ፔትሮ ሳሊኒ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  ኣብ ኣደባባይ ሐደውነት ኣብ ዝነበረ መርሃግብሪ ነቶም ተሸላም ዝተውሃበ ዶክትሬት ክብሪ…