Fana: At a Speed of Life!

ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሊቀጳጳሳት ካቶሊክ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በዓል ልደት ናይ ኩሉ መሰረት…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዘበን ልደት እየሱስ ክርስቶስ እነኽብሮ ዝተነገረ ቃል ተስፋ…

ኣብ ከተማ ሰመራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 22 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 22 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 11 ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ብዘይሕጋዊ መገዲ ብደላሎ ተታሊሎም ናብ ሃገራት ወፃኢ ንምኻድ ዝተኣከቡ ሰባት ዝፀዓነ ተስሓቢ መኪና ኣብ…

ሚድሮክ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዓለም ለኸ ግዙፍ ንግዲ ችርቻሩ ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ሚድሮክ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኲዊንስ ሱፐርማርኬት ፈላማይ ዓለም ለኸ ግዙፍ ንግዲ ችርቻሩ ኣፋሊጡ። ኩዊንስ ሱፐርማርኬት ምስ ዓለም ለኸ ትካል ንግዲ ችርቻሮ ዝኾነ ካርፎር ብምዃን ኣብ ምዕባለ ዓውዲ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዑል ለውጢ ዝፈጥር…

ምሁርነት ንሕቶ ድሉው ምዃንን ናይ ምሕታት ብቕዓትን ኢዩ  – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሁርነት ንሕቶ ድሉው ምዃንን ናይ ምሕታት ብቕዓትን ኢዩ   ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስረታ በዓል መበል 75 ዓመት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ምኽንያት ብምግባር “ግደ ምሁራን ንሃገራዊ…

ምሁርነት ዝሓለፈን እዋናዊን ብዕሊ ዝርዳእ፣ መፃኢ ዝኸእምት ኢዩ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሁርነት ዝሓለፈን እዋናዊን ብዕሊ ዝርዳእ፣ መፃኢ ዝኸእምት ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስረታ በዓል መበል 75 ዓመት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ምኽንያት ብምግባር “ግደ ምሁራን ንሃገራዊ…

ካብ ነባር ሓፁር ሓሳብ ብምውፃእ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባር ብሓባር ንስራሕ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ነባር ሓፁር ሓሳብ ብምውፃእ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባር ብሓባር ንስራሕ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስረታ በዓል መበል 75 ዓመት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ምኽንያት ብምግባር “ግደ…

ማንቼስተር ዩናይትድን ሊድስ ዩናይትድን ማዕረ ተፈላሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ መበል 20 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድን ሊድስ ዩናይትድን ማዕረ ተፈላሊዮም። ማቲያስ ኩንሃ ንማንቼሰተር ዩናይትድ፣ ኣሮንሰን ድማ ንሊድስ ዩናይትድ   ሸቶታት ኣቑፂሮም። ሰዓት 12  ኒውካስል ዩናይትድ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ምድሪ ባቡር ኢትዮ- ጂቡቲ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ምድሪ ባቡር ኢትዮ- ጂቡቲ ዑደት ኣካይዶም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብቲ ቤት ዕዮ ዑደት ምክያዶም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒሰተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ቤት ዕዮ…

ውትህድርና ጀግንነትን ስብእናን ተላቢሱ ዕንቅፋታት እንተይበድህዎ ብፅንዓት ደው ምባል ይሓትት- ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ውትህድርና ጀግንነትን ስብእናን ተላቢሱ ዕንቅፋታት እንተይበድህዎ ብፅንዓት ደው ምባል ይሓትት ኡሎም ኣዛዚ ፍሉይ ወፍሪታት ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ። ማእኸል እቲ እዚ ንኣዋረሕ ዘሰልጠኖም መዐቀኒታት መሰረታዊ ወተሃደራት ሎሚ ብድሙቕ ስነ ሰርዓት ኣመሪቑ።…