ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰለስተ ብሄራዊ ፓርታላት ቢዝነስ ዕላዊ ኮይኖም Desta Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለ መዳይ ኣገልግሎታት መንግስቲ ብኦንላይን ንምርካብን ግልፅነት ንምምዕባልን ዘኽእሉ ሰለስተ ብሄራዊ ፓርታላት ቢዝነስ ዕላዊ ኮይኖም። ኣብ ከተማ ባህርዳር፣ ኣዳማን ድሬዳዋን ዝትግብሩ እቶም ፓርታላት፥ ነተን ከተማታት ትልሚ ስምረት ስማርት ሲቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ፋብሪካ ቤቨሬጅ ኬኛ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወረዳ ኣምቦ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ኣብ ፋብሪካ ቤቨሬጅ ኬኛ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ረእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣንስትዮ ተወዲበን ተረባሕቲ ኢኮኖሚ ንክኾና ይስራሕ ኣሎ-ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) Desta Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቂ ኣንስትዮ ብልቓሕን ዕቋርን ብምዉዳብ ተረባሕቲ ኢኮኖሚ ንክኾና ሰፊሕ ስራሕ የስራሕ ከምዘሎ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ገሊፀን፡፡ እተን ሚኒስትር ብብርኪ ዓለም ንመበል 114 ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል…
ቢዝነስ ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ድልየት ከምዘለዎም ገሊፆም Desta Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ኣብ ዘካየዶ መበል 33 ፎረም ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ፣ እስያን ዓረብን ዝተሳተፉ ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ንመፅናዕቲ ቕድመ ኢንቨስትመንት ናብ ኢትዮጵያ ከምዝመፁ ገሊፆም፡፡ እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ፋብሪካ ጥይት ሆሚቾ ዑደት ኣብ ዝገበርሉ እዋን ካብ መንጎ ዘልዓልዎም ቀንዲ ቀንዲ ነጥብታት Desta Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ ሐዚ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ተተኳሲ ጠያይቲ ናይ ምፍራይ ፈተነታት እንተነበሩ እውን ክሳብ ሎሚ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ሃገርና ካብ ወፃኢ ብምእታው ተደሪኻ ፀኒሓ ኢያ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ግን ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ተተኳሲ ካብ ምፍራሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ምስ ዩክሬን እትገብሮ ልዉዉጥ መረዳእታ ድሕንነት ገቲኣ Desta Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ምስ ዩክሬን እትገብሮ ዝነበረት ልዉዉጥ መረዳእታ ወተሃደራዊ ድሕንነት ከምዝገትአት ኣፍሊጣ፡፡ ዋሽንግተንን ኬቭን ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ካብ ዝጅመር ኣትሒዙ ልዉዉጥ መረዳእታ ወተሃደራዊ ድሕንነት ከካይዳ ምፅነሐን ተገሊፁ፡፡ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ዝኾኑ ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ ተወሲዱ Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዝተደምሰሰ፣ ዝተዓፀፈን ዘይረኣይን ቁፅሪ ሰሌዳ ኣብ ረብሓ ከዉዕሉ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ ልዕሊ 1 ሺሕን 587 ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ ምዉሳዱ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ 16 ካሳብ 28 ለካቲት 2017 ዓ.ም ዝፀንሕ ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋን ነቀምትን ዝርከቡ ትካላት ትምህርቲ ዑደት ገይሮም Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋን ከተማ ነቀምትን ዝርከቡ ትካላት ትምህርቲ ዑደት ኣካይዶም፡፡ ኣብ ዑደቶም፥ ኣብ ኮምፕርሄንሲቭ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ወለጋ ሓዊሱ ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ዝርከቡ ጉተማ ካልኣይ ብርኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንተተካኢ ፍርያት ጠመተ ክዉሃብ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንተተካኢ ፍርያታት ጠመተ ብምሃብ ሃገራዊ ሽቶ ንምዕዋት ዝተጀመሩ ስራሕቲታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣተሓሳሲቦም፡፡ እተ ምክልት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክፍሊት ዲጂታል ጥዕና ንምጅማር ምስ ዝተመረፁ ትካላት ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጥዕና ክፍሊት ዲጂታል ጥዕና ንምጅማር ምስ ዝተመረፁ ትካላት ፋይናንስ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡፡ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቕደስ ዳባ÷ ክፍሊት ዲጂታል ስርዓት ጥዕና ኣብ መልላእ እታ ሃገር ንምጅማር ተዋዲዱን ጠመተ ተዋሂቡን ይስራሕ…