ዋና ፀሓፊ ውሕመ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ጎንፂ ደው ንምባል ምውሳኑ ንኢዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ንምቅልጣፍ ጎንፂ ደው ንምባል ምውሳኑ ንኢዶም።
ጉተሬዝ ብኣቐባሊ ቃሎም ኣቢሎም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም…