ሓደጋ ድርቂ ንምፅዋር ማይ ማእኸል ዝገበሩ ዘላቒ ስራሕቲ ክስርሑ ኢዮም – ኮሚሽነር ምትኩ ካሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደጋ ድርቂ ንምፅዋር ማይ ማእኸል ዝገበሩ ዘላቒ ስራሕቲ ክስርሑ ኢዮም ክብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሓደጋን ድልውነትን ኣመራርሓ ስራሕን ምትኩ ካሳ ተዛሪቦም።
እቶም ኮሚሽነር፥ “ላኒና” ብዝበሃል ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣብ ኢትዮጵያ ልዑል ፅዕንቶ…