ውድብ ጥዕና ዓለም “ናውቲ ሕክምና ናብ ትግራይ ንከየብፅሕ ብመንግስቲ ተኸልኪለ” ምባሉ ፍፁም ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም “ናውቲ ሕክምና ናብ ተግራይ ንከየብፅሕ ብመንግስቲ ተኸልኪለ” ምባሉ ፍፁም ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፥ ናይቲ ትካል መትከላትን ክብሪታትን…