ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምተጠናኽር ገሊፃ Desta Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባርን ስራሕቲ ሰብኣዊ ሓገዝን ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ፡፡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሕቡራት መንግስታትን ኣተሓባበሪ ሰብኣዊ ሓገዝን ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣላክባሮቭ (ዶ/ር)፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ መርሃቤቴ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ወረዳ መርሃቤቴ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ፥ ዕንፀይቲ ዝፀዓነት ተሽከርካሪት ኣብ ልዕሊ እቲ ፅዕነት 25 ሰራሕተኛታት ኣሳፊራ እንትትጓዓዝ ብምግልጣ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብሰንኪ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ፓርቲ ብልፅግናን ኤኬን ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ-ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Feb 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መንጎ ፓርቲ ብልፅግናን ኤኬ ቱርኪን ዘሎ ኩለ መዳይ ርክብ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ፓርቲ ኤኬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 83 ስደተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም Desta Feb 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ለካቲት 17፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 83 ስደተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ምምላሶም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ገሊፆም። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ምስ ዓለም ለኸ ትካላት ብምትሕብባር እቶም ስደተኛታት ክምለሱ ምስርሑ እቶም ኣምባሳደር ኣብ መራኸቢ ማሕበራዊ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘለወን ርክብ ንግዲ ንምጥንኻር ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጠን Desta Feb 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ስራሕቲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ዘኽእል ክልቲኣዊ ዘተ ኣሳሊጠን። እቲ ዘተ፥ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ብምክትል ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ዓለም ለኸ ምስፋሕ ንግዲ ቻይና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሆሳእና ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ Desta Feb 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሆሳእና ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ሓላፊ ዓውዲ ውዳበ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ፍቓዱ ተሰማን ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲን ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተርን ክልል ኣምሓራ ሙሉነሽ ደሴ(ዶ/ር)ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ “ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝብታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክኽበር ኢዩ Desta Feb 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ “ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝብታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክኽበር ኢዩ ክብል ሰራዊት ምክልኻል ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ዋና ዳይሬክቶሬት ሀንፀት ስነ ልቦና ሰራዊት ምክልኻል ሜ/ጀነራል እንዳልካቸው ወ/ኪዳን ነቲ ኣከባብራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክት ሎጅ ገርዓልታ ኣብዚ ዓመት ብምዝዛም ግልጋሎት ምሃብ ክጅምር ኢዩ- ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) Desta Feb 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኢንሼቲቭ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተጀመረን ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኾነን ሎጅ ገርዓልታ ህንፀቱ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ከምዘሎ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ንሰላማዊ ዘተ በሩ ኩሉ ግዘ ክፍቲ ኢዩ-ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር) Desta Feb 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)፥ እቲ ፓርቲ ሓድነት ንምጥንኻር ገዛእቲ ያታታት ንክፍጠሩ ይሰርሕ ኣሎ…
ስፓርት ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ዝገብርኡ ፀወታታት ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ Desta Feb 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 26 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ዝገብርኡ ፀወታታት ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኤቨርተን ምስ ማንቸስተር ዩናይትድ ሰዓት 9፡30 ክጋጠማ ኢየን። ኢፕስዊች ታውን ምስ ቶተንሃም፣ ፉልሃም ምስ…