Fana: At a Speed of Life!

መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣብ ከይዲ ህንፀት ካብ መንጎ ዝርከቡ ግዙፋት ፕሮጀክትታት ዓለምና ሓደ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣብ ከይዲ ህንፀት ካብ መንጎ ዝርከቡ ግዙፋት ፕሮጀክትታት ዓለምና ሓደ ብምዃን ተኻቲቱ። ኮንስትራክሽን ብሪፊንግ ዝተብሃለ ድረ ገፅ ናይቲ ፕሮጀክት ሀንፀቱ ወፃኢ፣ ዘተኣናግደሉ ቁፅሪ በረራን ተርሚናል በረራን መዐቀኒ…

ምርጫ ንህንፀት ሃገርን ሰላም ንምፅናዕን ቀንዲ መድረኽ ብምዃኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ድልዋት ክኾኑ ይግባእ-ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምርጫ ንህንፀት ሃገርን ሰላም ንምፅናዕን ቀንዲ መድረኽ ብምዃኑ ፓርቲታት ፖለቲካ ድልዋት ክኾኑ ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሃመድ ኢድሪስ። ሚኒስቴር ሰላም “ሰላማዊ መንቅስቓስ ፖለቲካ ንሰላማዊ ምርጫ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ሓበራዊ ቤት…

ንዋና ኣሰልጠንቲን ኣተሓባበርቲን ክልል ምርጫን መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ስልጠና ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንዋና ኣሰልጠንቲን ኣተሓባበርቲን ክልል ምርጫን መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ስልጠና ሂቡ። እቲ ቦርድ ምርጫ 24 ግንቦት 2018 ዓ.ም ንዝካየድ መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ተግባራት ቅድመ ምርጫ ኣብ ምክያድ…

ምሁር ብስምዒት ዝግናሕ ሰብ ኣይኮነን-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሁር ብስምዒት ዝግናሕ ሰብ ኣይኮነን ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ መበል 75 ዓመት በዓል ምስረትኡ ምኽኒያት ብምግባር ነበር ተምሃራይ እቲ ዩንቨርስቲ ዝኾኑ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ “ግደ…

ንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ጠንካራ ሃገረ መንግስቲን ዓሊሙ ኣብ ዝካየድ ዘተ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ብንቕሓት ክሳተፍ ይግባእ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ፥ ንሓበራዊ ተዓዋትነት፣ ንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ጠንካራ ሃገረ መንግስቲን ዓሊሙ ኣብ ዝካየድ ዘተ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ብንቕሓት ንክሳተፍ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ መልእኽቲ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ፍልፍል…

“መን ኢዩ ምሁር?”

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ መበል 75 ዓመት በዓል ምስረትኡ ምኽኒያት ብምግባር ነበር ተምሃራይ እቲ ዩንቨርስቲ ዝኾኑ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) “ግደ ምሁራን ንሃገራዊ ምዕባለ” ብዝብል ርእሲ መፅናዕታዊ ፅሑፍ የቕርቡ ኣለዉ። ኣካዳሚያዊ…

ብሄራዊ ረብሓ ዝሕሉ ጠንካራ ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ይግባእ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ሃገርና ዝሕሉ ጠንካራ ዓቕሚ ቴክኖሎጂ ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ይግባእ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ምረቓ ምርምርን ፖሊሲ ልምዓትን ምስረታ ማእኸልን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሎሚ…

ብዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ኣገልግሎት ፍትሒ ዘሳልጡ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ኣገልግሎት ፍትሒ ዘሳልጡ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያ ስላሴ። እተን ሚኒስትር ኣብ መበል ሓምሻይ ዓመት ሻውዓ ስሩዕ ኣኼባ ባህቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ…

ዘተን ልዝብን ንሃገራዊ ሓድነት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘተን ልዝብን ፀገማት ምፍታሕ ንሓድነት ዜጋታትን ንምዕባለ ሃገርን ልዑል ግደ ይፃወት ኢሎም ምሁራን ሕጊን ማሕበረሰብ ሳይንስን። ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ተመራማሪ ሕጊን ፖለቲካ ሳይንስን ኣለማየሁ ገብረማሪያም (ፕ/ር)ን…