Fana: At a Speed of Life!

ተረባሕነት ኢንሹራንስ እንስሳት ሰበኽ ሳግም ክብ ምባል ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተረባሕነት ኢንሹራንስ እንስሳት ሰበኽ ሳግም ንምዕባይ ጠመተ ተዋሂቡዎ ክስራሕ ይግባእ ክብል ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣተሓባባሪ ብሄራዊ ምምሕያሽ ፕሮጀክት እታዎት ኢኮኖሚ ምንካይን ሓቓፊን ስግኣት ሓደጋ ሰበኽ ሳግም እቲ ሚኒስቴር ጀማል ኣልዬ ኣብ…

ፓርቲ ብልፅግና  መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ  ስራሕ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ጠመተ ዝገበረ  ካልኣይ መዓልቱ ዝሓዘ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ፍርቂ ዓመት የሳልጥ ኣሎ። እቲ ገምጋም፥ ኣብ ኩነታት ሃገራዊ ፖለቲካ፣ ህንፀት ጥንኩር ፓርቲ ንምዕዋትን ፓርቲን መንግስቲን…

ብሰብ ስራሕ ብልሒ(ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ) ዝተሓገዘ መጥባሕቲ ሕክምና…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይና ንፈለማ እዋን ብሰብ ሰራሕ ብልሒ (ኤ ኣይ) መጥባሕቲ ሕክምና ጎሮሮ ምክያዳ ኣፍሊጣ፡፡ እቲ መጥባሕቲ ሕክምና ዝተኻየደ ኣብ ቻይና ግዝኣት ዥንያንግ እንትኸዉን፥ ኣብ ሓደ ዉልቀ ሰብ ተሓካሚ ጎሮሮ እዩ ተባሂሉ፡፡ እቲ መጥባሕቲ ሕክምና…

ሰለስተ ብሄራዊ ፓርታላት ቢዝነስ ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለ መዳይ ኣገልግሎታት መንግስቲ ብኦንላይን ንምርካብን ግልፅነት ንምምዕባልን ዘኽእሉ ሰለስተ ብሄራዊ ፓርታላት ቢዝነስ ዕላዊ ኮይኖም። ኣብ ከተማ ባህርዳር፣ ኣዳማን ድሬዳዋን ዝትግብሩ እቶም ፓርታላት፥ ነተን ከተማታት ትልሚ ስምረት ስማርት ሲቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ፋብሪካ ቤቨሬጅ ኬኛ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወረዳ ኣምቦ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ኣብ ፋብሪካ ቤቨሬጅ ኬኛ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ረእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን…

ደቂ ኣንስትዮ ተወዲበን ተረባሕቲ ኢኮኖሚ ንክኾና ይስራሕ ኣሎ-ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቂ ኣንስትዮ ብልቓሕን ዕቋርን ብምዉዳብ ተረባሕቲ ኢኮኖሚ ንክኾና ሰፊሕ ስራሕ የስራሕ ከምዘሎ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ገሊፀን፡፡ እተን ሚኒስትር ብብርኪ ዓለም ንመበል 114 ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል…

ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ድልየት ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ኣብ ዘካየዶ መበል 33 ፎረም ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ፣ እስያን ዓረብን ዝተሳተፉ ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ንመፅናዕቲ ቕድመ ኢንቨስትመንት ናብ ኢትዮጵያ ከምዝመፁ ገሊፆም፡፡ እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ፋብሪካ ጥይት ሆሚቾ ዑደት ኣብ ዝገበርሉ እዋን ካብ መንጎ ዘልዓልዎም ቀንዲ ቀንዲ ነጥብታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ ሐዚ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ተተኳሲ ጠያይቲ ናይ ምፍራይ ፈተነታት እንተነበሩ እውን ክሳብ ሎሚ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ሃገርና ካብ ወፃኢ ብምእታው ተደሪኻ ፀኒሓ ኢያ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ግን ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ተተኳሲ ካብ ምፍራሕ…

ኣሜሪካ ምስ ዩክሬን እትገብሮ ልዉዉጥ መረዳእታ ድሕንነት ገቲኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ምስ ዩክሬን እትገብሮ ዝነበረት ልዉዉጥ መረዳእታ ወተሃደራዊ ድሕንነት ከምዝገትአት ኣፍሊጣ፡፡ ዋሽንግተንን ኬቭን ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ካብ ዝጅመር ኣትሒዙ ልዉዉጥ መረዳእታ ወተሃደራዊ ድሕንነት ከካይዳ ምፅነሐን ተገሊፁ፡፡ ምምሕዳር…

ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ዝኾኑ ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዝተደምሰሰ፣ ዝተዓፀፈን ዘይረኣይን ቁፅሪ ሰሌዳ ኣብ ረብሓ ከዉዕሉ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ ልዕሊ 1 ሺሕን 587 ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ ምዉሳዱ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ 16 ካሳብ 28 ለካቲት 2017 ዓ.ም ዝፀንሕ ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማ…