Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋን ነቀምትን ዝርከቡ ትካላት ትምህርቲ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋን ከተማ ነቀምትን ዝርከቡ ትካላት ትምህርቲ ዑደት ኣካይዶም፡፡ ኣብ ዑደቶም፥ ኣብ ኮምፕርሄንሲቭ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ወለጋ ሓዊሱ ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ዝርከቡ ጉተማ ካልኣይ ብርኪ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንተተካኢ ፍርያት ጠመተ ክዉሃብ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንተተካኢ ፍርያታት ጠመተ ብምሃብ ሃገራዊ ሽቶ ንምዕዋት ዝተጀመሩ ስራሕቲታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣተሓሳሲቦም፡፡ እተ ምክልት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ክፍሊት  ዲጂታል ጥዕና ንምጅማር ምስ ዝተመረፁ ትካላት ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጥዕና ክፍሊት ዲጂታል ጥዕና ንምጅማር ምስ ዝተመረፁ ትካላት ፋይናንስ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡፡ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቕደስ ዳባ÷ ክፍሊት  ዲጂታል ስርዓት ጥዕና ኣብ መልላእ እታ ሃገር ንምጅማር ተዋዲዱን ጠመተ ተዋሂቡን ይስራሕ…

ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት፥ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባገዳታት፣ ሃዴ ሲንቄታትን ነበርቲን ምስታፎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…

ኣመራርሓ ዋና መምርሒ ጥዕና ምክልኻል ሰራዊት ኣብ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓ ዋና መምርሒ ጥዕና ምክልኻል ሰራዊት ኣብ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት፥ ሓላፊ እቲ መምርሒ ሌተናል ጄኔራል ጥጋቡ ይልማን ካልኦት በቢብርኩ ዘለዉ ኣመራርሓን ተሳቲፎም። እቲ…

ኣብ ዓዉዲ ኢነርጂ ተረባሕነት ሕብረተሰብ ዘረጋገፁ ዉፅኢታዊ ስራሕታት ምዉጋኖም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ዓዉዲ ኢነርጂ ተረባሕነት ሕብረተሰብ ዘረጋገፁ ዉፅኢታዊ ስራሕቲታት ምዉጋኖም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም፡፡ ድሕሪ ለዉጢ ዓቕሚ ምፍልፋል ሓይሊ ብምጥንኻር መፍልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ…

ሓበራዊ ሃገራዊ ያታ ንምህናፅ ዝስራሕ ስራሕ ውፅኢት የመዝግብ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነፀላ ያታታት ብምምካት ሓበራዊ ሃገራዊ ያታ ንምህናፅ ዝስራሕ ስራሕ ውፅኢት የመዝግብ ከምዘሎ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣመራርሓን ሞያተኛታትን መራኸብቲ ሓፋሽን ዓውዲ ርክብ ሀዝብን ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ ኣሰናዲኡ። ሓላፊ…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቀጠናዊ ዝምድና ዝፈጥር ፃዉዓት ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሃገራት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ብኢኮኖሚ ዘዛምድ ረብሓ ዘለዎ ፃዉዒት ከምዝኾነ ኣሜሪካዊ ተመራማሪ ኢኮኖሚን ፖለቲካን ላውረንስ ፍሪማን (ፕ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ተመራማሪ፥ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ፍትሓዊ ምዃኑ ንፋና ሚዲያ…

መበል 47 በዓል ዝኽሪ ዓወት ካራማራ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 47 በዓል ዝኽሪ ዓወት ካራማራ ኣብ  ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኣደባባይ ሕውነት ኢትዮ-ኩባ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት፥ ብዙሓት ነበር ኣባላት ሰራዊት፣ ተወከልቲ መንግስቲን ኣባላት ሪፐብሪክ ኩባን ተረኺቦም። ብሰማኸኝ ንጋቱ

ስምምዕነት ኣንካራ ንምትግባር ዝተረኣየ ቆራፅነት ኣብነት ዝኸውን እዩ – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን ስምምዕነት ኣንካራ ንምትግባር ዘርአይኦ ቆራፅነት ኣብነት ዝኸዉን እዩ ክብሉ ሙሁራን  ዓለም ለኸ ርክብ ፖለቲካል ሳይንስ ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ሕቶ በሪ ባሕሪ ስዒቡ ቅድሚ ስምምዕነት ኣንካራ ምስ መንግስቲ ሶማሊያ…