ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤልን ሃማስን እሱራት ተለዋዊጠን Desta Jan 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤልን ሃማስን ኣብ ዝገበርኡ ልውውጥ እሱራት 90 ፍልስጤማውያንን ሰለስተ እስራኤላውያንን ናብ ስድረኦም ተፀንቢሮም። እስራኤልን ሃማስን ድሕሪ ንሰሙናት ዝተገበረ ድርድር ኣብ ስምምዕ ደው ምባል ተዂሲ ምብፅሐን ይዝከር። ነዚ ስዒቡ ኣብ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኬኒያን ግብረ ራዕዲ ብሓባር ንምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን Desta Jan 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኬኒያን ግብረ ራዕዲ ብሓባር ንምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን። ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ብሄራዊ ድሕንነት ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን መስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ኣብ ናይሮቢ ዘቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ከም ግብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Jan 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጥምቀት፣ ካብ ሰማየ ሰማያት ወሪዱ፣ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥምቀት መግለፂ ህብረ ብሄራዊነት ኢዩ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Jan 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጥምቀት መግለፂ ህብረ ብሄራዊነት ኢዩ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ምምሕዳራት ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ አንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተራን ጥምቀትን ዝምድናና ብዘጠናኽር ተግባር ክኸውን ከምዘለዎ ተገሊፁ Desta Jan 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከተራን ጥምቀትን እንትነኽብር ዝምድናና ብዘጠናኽር ተግባር ክኸውን ከምዘለዎ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ገሊፁ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘመሓላለፎ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ፥ እቲ በዓል ንማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ልምዓት ዝህቦ ኣበርክቶ ብምግንዛብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈም Desta Jan 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ወይዘሮ አለሚቱ ኡሞድ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ከተራን ጥምቀትን ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Jan 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ሀንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ከተራን ጥምቀትን ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ኣደም ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣስተምህሮ ጥምቀት ንህንፀት ሃገር ብምጥቃም፣ ባህላዊ ክብሩ ብምጉልባትን ህብረ ብሄራዊነቱ ብምጥንኻርን ነቲ በዓል ነኽብር -ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Jan 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንበዓል ጥምቀት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ጥምቀት ሃይማኖታዊ፣ ባህላዊን ህብረ ብሄራዊን በዓልና ኢዩ ኢሎም። ኣብ ሃይማኖታዊነቱ፥ ኢየሱስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፈታኒ ኩነታት ዘዕግብ ዓወታት ዲፕሎማሲ ምምዝጋቦም ተገሊፁ Desta Jan 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፈታኒ ኩነታት ዘዕግብ ዓወታት ዲፕሎማሲ ምምዝጋቦም ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ገሊፆም። ኣምባሳደር ነብያት ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2017 ዓ.ም ኣብ ርክብ ወፃኢ ዝተሰርሑ ስራሕቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንክታት ኢንቨስትመንት ናብ ዕዳጋ ሰነደ መዋእለ ንዋይ ንምፅንባር ዘድሊየን ምድላዋት ይዛዝማ ኣለዋ Desta Jan 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዙሓት ባንክታት ኢንቨስትመንት ናብ ዕዳጋ ሰነደ መዋእለ ንዋይ ንምፅንባር ዘድሊየን ምድላዋት ይዛዝማ ከምዘለዋ ተገሊፁ። እቲ መዋእለ ንዋይ ኢንቨስት እንገብረሎም ሰነዳት ወይ ኢንቨስትመንታት ከም በዓል ዋና እነረጋግፀሉ ዕዳጋ ሰነዳት ዕዳ ሰነደ መዋእለ…