Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ወረዳ ደባርቕ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 12 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ደባርቕ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 12 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ክፍሊ ትምህርቲን ስልጠናን ትራፊክ ኢንስፔክተር ይበልጣል መርሻ፥ በቲ ሓደጋ ህይወቶም ካብ ዝሰኣኑ ብተወሳኺ 39…

ምስ ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ብምትሕብባር ንምስራሕ ምርድዳእ ተገይሩ- ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ብምትሕብባር ንምስራሕ ምርድዳእ ከምዝተገበረ ሓላፊ ዓውዲ ርክብ ህዝብን ዓለምለኸን ፓርቲ ብልፅግና  ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ኣንፈታትን ውሳነታትን መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ጠመተ ዝገበረ ምስ…

ፊንላንድ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምዝቕፅል ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፊንላንድ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምዝቕፅል ኣረጋጊፃ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሲኒካ ኣንቲላ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ፊንላንድ ትምህርቲ ንኩሎም ዜጋታት…

ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባርን ስራሕቲ ሰብኣዊ ሓገዝን ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ፡፡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሕቡራት መንግስታትን ኣተሓባበሪ ሰብኣዊ ሓገዝን ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣላክባሮቭ (ዶ/ር)፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት…

ኣብ ወረዳ መርሃቤቴ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ወረዳ መርሃቤቴ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ፥ ዕንፀይቲ ዝፀዓነት ተሽከርካሪት ኣብ ልዕሊ እቲ ፅዕነት 25 ሰራሕተኛታት ኣሳፊራ እንትትጓዓዝ ብምግልጣ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብሰንኪ እቲ…

ርክብ ፓርቲ ብልፅግናን ኤኬን ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መንጎ ፓርቲ ብልፅግናን ኤኬ ቱርኪን ዘሎ ኩለ መዳይ ርክብ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ፓርቲ ኤኬ…

83 ስደተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ ለካቲት 17፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 83 ስደተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ምምላሶም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ገሊፆም። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ምስ ዓለም ለኸ ትካላት ብምትሕብባር እቶም ስደተኛታት ክምለሱ ምስርሑ እቶም ኣምባሳደር ኣብ መራኸቢ ማሕበራዊ…

ኢትዮጵያን ቻይናን ዘለወን ርክብ ንግዲ ንምጥንኻር ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ስራሕቲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ዘኽእል ክልቲኣዊ ዘተ ኣሳሊጠን። እቲ ዘተ፥ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ብምክትል ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ዓለም ለኸ ምስፋሕ ንግዲ ቻይና…

ኣብ ከተማ ሆሳእና ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሆሳእና ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ሓላፊ ዓውዲ ውዳበ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ፍቓዱ ተሰማን ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲን ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተርን ክልል ኣምሓራ ሙሉነሽ ደሴ(ዶ/ር)ን…

መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ “ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝብታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ “ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝብታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክኽበር ኢዩ ክብል ሰራዊት ምክልኻል ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ዋና ዳይሬክቶሬት ሀንፀት ስነ ልቦና ሰራዊት ምክልኻል  ሜ/ጀነራል እንዳልካቸው ወ/ኪዳን  ነቲ ኣከባብራ…