ስፓርት ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ ማዕረ 2-2 ተፈላልዬም Desta Feb 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ ማዕረ 2-2 ተፈላልዬም። ንሊቨርፑል ሞ ሳላህን ሚንግስ ናብ ዓርሱን ሽቶታት እንተቑፅሩ፥ ዮሪ ቴሊማንስን ኦሌ ዋትኪንስን ንኣስቶንቪላ ሽቶታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘበን ስራሕ ኮሚሽን ዘተ ተናዊሑ Desta Feb 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼብኡ ፀብፃብ ስራሕ ሰለስተ ዓመታት ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ብምምርማር ነቲ ኮሚሽን ናይ 1 ዓመት ተወሳኺ ዘበን ስራሕ ሂቡ። ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ እቲ ባይቶ ከይዲ ስራሕ እቲ ኮሚሽን ድሕሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ዓለም ለኸ ርክብ ፓርቲ ኮሚኒስት ቻይና ኣብ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዑደት ኣሳሊጡ Desta Feb 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልኡኽ ዓለም ለኸ ርክብ ፓርቲ ኮሚኒስት ቻይና ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዑደት ኣሳሊጡ። እቶም ኣባላት ልኡኽ፥ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ስራሕ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉት ከምዝነበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ Desta Feb 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዙሓት ኣጋይሽ ዉት ብዝኾነ መገዲ ዘተኣናገደ ከምዝነበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ብርቱኳን ኣያኖ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ እቲ ጉባኤ ኢትዮጵያ ደሚቓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘበን ስራሕ ኮሚሽን ዘተ ንክናዋሕ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሓቲቶም Desta Feb 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘበን ስራሕ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ንክናዋሕ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሓቲቶም። እቶም ኣባላት እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ንሃገራዊ ዘተ ዝሕግዙ ምትእኽኻብ ኣጀንዳታት ሓዊሱ ብዙሓት ተግባራት ከምዘካየደ ገሊፆም። ብመሰረት እዚ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ዕልባት ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ዝዝቲ መድረኽ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ይሳለጥ ኣሎ Desta Feb 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዕልባት ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ዝዝቲ መድረኽ ልዝብ ኣሜሪካ ሩሲያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ይሳለጥ ኣሎ። ኣሜሪካን ሩሲያን ደሕሪ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ገፅ ንገፅ ተራኺበን እንትዛተያ እዚ ፈላማይ መድረኽ ኢዩ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳይሬክተር ዩኤን ዲፒ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ንኢደን Desta Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዳይሬክተር ዩኤን ዲፒ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣሁና ኤዚያኮንዋ ዘቲየን። እተን ዳይሬክተር፥ ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ ምቹእቲ ንምግባር ኣብ ዝተጀመረ ስራሕቲ መሊስካ ምልማዕ ምንኣደን እተን ከንቲባ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥምረት መፍትሒ ዘላቒ ልምዓት ሕቡራት መንግስታት ናይ ኣፍሪካ ቢርኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ Desta Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጥምረት መፍትሒ ዘላቒ ልምዓት ሕቡራት መንግስታት ናይ ኣፍሪካ ቢርኡ ኣብ ትሕቲ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ። እቲ ቢሮ፥ ስራሕቲ መፅናዕቲን ምርምርን ብምክያድ ንመውፃእቲ ፖሊሲ እታዎት ዝኾኑ ሳይንሳዊ መፍትሒታት ከምዘቕርብ እውን ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ዘቲዮም Desta Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ኣንጄላ ሬይነር ጋር ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣካይዶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ፥ ሎሚ ምስ ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ፍትሒ ዝህቦም ኣገልግሎታት ብዲጂታል መለለዪ መንነት ጥራሕ ንክኾኑ ክገብር ኢዩ Desta Feb 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ዝህቦም ኣገልግሎታት ብዲጂታል መለለዪ መንነት ጥራሕ ንክኾኑ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ኣብ ሚኒስቴር ፍትሒን ተፀዋዕቲ ትካላትን ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ብሄራዊ መለለዪ ማንነት ጥራሕ ምግባር ዘኽእሉ ቅድመ ምድላዋት ይስርሑ ከምዘለዉ…