Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ስሪል ራማ ፎሳ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ስሪል ራማ ፎሳ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ አንትበፅሑ ሚኒስተር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ(ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “መከሓሓሲ ፈትሒ ንኣፍሪካውያንን ወሎዶ ኣፍሪካዊያንን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ዋና ፀሓፊ…

ሎሚ ሸውዓተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ አንግሊዝ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 25 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሸውዓተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ሰዓት 9:30 ድሕሪ ቀትሪ፥ ኣርሰናል ካብ ሜድኡ ወፃእ ምስ ሌስተር ሲቲ ክጋጠም ኢዩ። ማንቸስተር ሲቲ ድማ ኣብ ስታዲየም ኢቲሃድ ምስ ኒውካስል…

ኢትየጵያ ኣብ መዐቀኒታት ምዘና ጥዕና ዝሓሸ ወፅኢት ምምዝጋብ ክኢላ ኢያ – ዋና ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትየጵያ ኣብ መዐቀኒታት ምዘና ጥዕና ዝሓሸ ወፅኢት ምምዝጋብ ክኢላ ኢያ  ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ ፒተር ሳንድስ ገሊፆም። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ በቶም ዋና ዳይሬክተር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓውዲ ጥዕናን ምክልኻል ሕማማትን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ ኤክስኪዩቲቭ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ ኤክስኪዩቲቭ ፒተር ሳንድስ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዳይሬክተር ግሎባል ፈንድ ኤክስኪዩቲቭ ፒተር ሳንድስ ናብ ኢትዮጵያ…

ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሳህራዊ  ዓረብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሳህራዊ  ዓረብ ብራሂም ጋሊ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር እቶት መላኩ ኣለበል  ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቲ ጉባኤ፥…

ኢትዮጵያ ዓለም ልኸ መድረኻት ብምትእንጋድ ናይ መፍትሒ ሓሳባት ንክድመፁ ምግባራ ክትቅፅል ኢያ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዓለም ልኸ መድረኻት ብምትእንጋድ ናይ መፍትሒ ሓሳባት ንክድመፁ ምግባራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን አብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ኣደስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዓለም ለኸን ቀጣናዊን ጉባኤታት…

ፕሬዚዳንት ጊኒ ቢሳው  ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ጊኒ ቢሳው  ኡማሮ ሲሶኮ ኤምባሎ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቲ…

ጉባኤ ሚኒስቴር ፍትሒን ቢሮታት ፍትሒ ክልላትን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሻውዓይ ጉባኤ ሚኒስቴር ፍትሒን ቢሮታት ፍትሒ ክልላትን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ምውዳድ ጠንካራ ኣካላት ፍትሒ ንዝተረጋገፀ ናይ ህዝቢ ኣሜኔታ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ፍትሒ…