Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ ዞባ ጋሞ ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅን ምግህማስ መሬትን ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብቲ ዞባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖም…

ነዳዲ ብቑጠባን ንመሰረታዊ ነገራት ቅድሚት ብመሃብን ክንጥቀም ኣለና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ነዳዲ ብቑጠባን ንመሰረታዊ ነገራት ቅድሚት ብመሃብን ክንጥቀም ኣለና - ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ነዳዲ ብቑጠባን ንመሰረታዊ ነገራት ቅድሚት ብመሃብን ክንጥቀም ኣለና ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ…

ኣብታ ከተማ ኣብ ቀረብ ነዳዲ ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ቀረብ ነዳዲ ተተሓሒዙ ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ም/ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር ኣባይ፣ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ደስታው መኳንንት (ዶ/ር)፣ ሓላፊት ቢሮ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል ፍቼ ጫምበላላ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምበላላ ምኽንያት ብምግባር ብቋንቋ ሲዳምኛ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝቶ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባ ጋሞ ብሃደጋ ምግህማስ መሬት ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ምግህማስ መሬት ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ትግራይ ንህንፀት ልምዓትን ሰላም ዝተሰለፉ መናእሰይ ትጠልብ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ትግራይ ንህንፀት ልምዓትን ሰላም ዝተሰለፉ መናእሰይ ትጠልብ ኣላ ኢሎም ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ ጊዚያዊ ማእኸል ዲሞቢላይዜሽን ኣዋሽ ኣርባ ኣብ ሱዳን ዝፀንሑን ኣማራፂ ሰላም ብምቕባል ናብ ሃገሮም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባ ጋሞ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ወገናት ሓዘኖም ንምግላፅ ናብ ኣርባምንጭ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ዑደት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ተመሊሶም ብቐጥታ ናብ ኣርባምንጭ ኣምሖም። ኣብ ፃሒቶም ድማ ኣብ ከባቢ ኣርባ ምንጭን መላእ ዞባ ጋሞን ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም ንዝሰኣኑን ጉድኣት ንዝበፅሖምን ወገናት…

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 3.95 ብምምፃእ ተሸላሚት ሜዳልያ ወርቂ ዶ/ር ሜሮን ለገሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዶክተር ሜሮን ለገሰ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ቤት ትምህርቲ ሕክምና 3.95 ማእኸላይ ውፅኢት ብምምፃእ ልዑል ውፅኢትን ተሸላሚት ሜዳልያ ወርቂን ኮይና ኢያ፡፡ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሕክምና ዘሰልጠኖም 263…

ፖሊስ ሰራዊት ጎድና ጎድኒ ልኡኽቶ ሰላም ሽም ሃገር ዘፀውዑ ስፖርተኛታት የበርክት ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ሰራዊት ጎድና ጎድኒ ልኡኽቶ ሰላም ሽም ሃገር ዘፀውዑ ስፖርተኛታት ኣብ ምብርካት ዘይትካእ ግደ የበርክትተ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ 2ይ ውድድርን ፌስቲቫልን ስፖርት ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ "ልኡኽቶ ብጅግንነት፣ ስፖርት ብውፅኢት"…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 263 ናይ ሕክምና ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንመበል 54 ዙር ዘምሀሮም 263 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ ኣገልግሎት ጥዕና ፅሬት፣ ተበፃሕነትን ፍትሓዊነትን ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሰብ ሞያ…