Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 43 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 43 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ካልኦት ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ካብ ማይናማር ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕቲ እናወገነ ከምዝርከብ እውን…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ይምርቑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ይምርቑ ኣለዉ፡፡ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብዋና መምርሒ ፋይናንስ ደገፍን ቁፅፅርን መሃንዲስ ምክልኻል ኣብ እዚ ምብራቕ ዝተሃነፀ ዘበናዊ መንበሪ ካምፕ ክፍለ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ብሩኖ ኤድዋርዶ ሮድሪጌዝ ፓሪላ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ሎሚ ወጋሕታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ…

ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ሪያል ማድሪድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ሪያል ማድሪድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ናይ መልሲ ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ መዓልቲ ቀፂሎም ካካየዱ ኢዮም፡፡ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ኣብ ሜዳኣ ምስ ናይ ከተማ…

ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣባል ቦርድ ፈንድ ድሕንነት መገዲ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣባል ቦርድ ፈንድ ድሕንነት መገዲ (ዩኤንኣርኤስኤፍ) ብምዃን ተሾይሞም፡፡ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ስትራቴጂ ድሕንነት መገዲ ብምሕንጣፅን ትምህርቲ ድሕንነት መገዲ ኣብ ውሽጢ…

ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር ) ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተመዛበሉ ወገናት ስራሕቲ ምጥያሽ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)÷ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋፀመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተመዛበሉ ወገናት ስራሕቲ ምጥያሽ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣተሓሳሲቦም፡፡ ኣብ…

ማንቼስተር ዩናይትድ 100 ሺሕ ተመልከትቲ ዘተኣናግድ ስታዲየም ክትሃንፅ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ 100 ሺሕ ተመልከትቲ ዘተኣናግድ ሓዱሽ ዓብዪ ስታዲየም ክትሃንፅ ምዃና ዕላዊ ገይራ፡፡ ብክልተ ቢሊየን ፓውንድ ወፃኢ ዝህነፅ እቲ ሓዱሽ ስታዲየም ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ዓመት ክዛዘም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ተገሊፁ፡፡ እቲ…

ግሩፕ ኢነርጂ ቻይና ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ኣብ ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘኽእሎ ዘተ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ግሩፕ ዓለም ለኸ ኢነርጂ ቻይና ቺያዎ ሽዩቢን ተዛቲዮም፡፡ ናይ ክልቲኦም ወገናት ዘተ፤ እቲ ትካል ክወፈረሎም ኣብ ዝኽእለሎም መመሓየሺ መመሓላፊ መስመራት ሓይሊን ካብ ዋና መስመር…

እንድሕር ተጊህና ኢትዮጵያ ካብ ርዳእታ ወፂኣ ንካልኦት ክትረድእ ትኽእል ኢያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እንድሕር ተጊህና ኢትዮጵያ ካብ ርዳእታ ወፂኣ ንካልኦት ክትረድእ ትኽእል ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቆላማ ከባታት ምብራቕ…

ንዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ሜላ ኮሚኒኬሽን ቀዳማይ ሚኒስትር ፍልይ ብዝለ መገዲ ግልፅነትን ተበፃሕነትን ብምሕሳብ ዝተወገነ ኢዩ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ቀንዲ ዕላማኡ ድማ ብፍሉይ ኣረኣእያ ሓሳባት፣ ንስራሕ ተበግሶ ዝፈጥሩ ልምዲታትን ተግባራትን ኣብ ምውሳኽ ዘድሀበ ኢዩ። ሓል ሓሊፉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልላት ዝርከቡ ፀብፃባት ስራሕ ንካልኦት ፍልፍል ንኸለዓዕሉ ብምባል የካፍሉ። ኣብዚ ከይዲ ድማ ልውውጣት ስራሕ ክልላት ጎሊሆም ይረኣዩ፤ ኣብ…