Fana: At a Speed of Life!

ንዕቤትን ብልፅግናን ሃገርና ብዝተረኸቡ ዓወታት እንተይዓገብና ቀትሪን ለይቲን ክንሰርሕ ኣለና – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዕቤትን ብልፅግናን ሃገርና ብዝተረኸቡ ዓወታት እንተይዓገብና ቀትሪን ለይቲን ክንሰርሕ ኣለና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፤ ትማሊ ዝተመረቐ ንሲቪልን…

ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ክንፊ መናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ክንፊ መናእሰይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ከተማ ኣዳማ የሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር መተሓባበሪ ዘፈር ህንፀት ባህሊ ዲሞክራሲ ፓርቲ ብልፅግና መለሰ ኣለሙን ፕሬዚዳንት ክንፊ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣክሊሉ ታደሰን…

ኣባ ገዳ ጉዮ ቦሩ ጉዮ መበል 72 ኣባ ገዳ ብምዃን ተሰይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባ ገዳ ኩራ ጃርሶ ስልጣኖም ንተኸታሊኦም ብሰላም ኣረኪቦም። ተኸታሊኦም ኣባ ገዳ ጉዮ ቦሩ ጉዮ መበል 72 ኣባ ገዳ ብምዃን ንዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓመታት ስልጣኖም ብሰላም ተረኪቦም። ኣባ ገዳ ኩራ ጃርሶ መበል 71 ኣባ ገዳ ብምዃን ንዝሓለፉ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሰዓት 1፡30 ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ንርሰናል ክተተኣናግድ ኢያ። ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብቲ ሊግ 33 ነጥቢ ብምእካብ መበል 15 ደረጃ ትርከብ እንትትከውን፤ ኣርሰናል…

መቻልን ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻልን ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን፡፡ እተን ጋንታታት ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ዝገበረኦ ፀወታ 0 ን 0 ብዝኾነ…

ካብ ፅባሕ ጀሚሩ “መለኮታዊ ዑደት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ስብከት ክሳለጥ እዩ

ካብ ፅባሕ ጀሚሩ “መለኮታዊ ዑደት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ስብከት ክሳለጥ እዩ ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕን ድሕሪ ፅሕን ካብ ሸዉዓተ ሰዓት ጀሚሩ ኣብ መስቀል ኣደባባይ “መለኮታዊ ዑደት ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ስብከተ ወንጌል…

ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ኣብ ትሕዝቶታት ኣል ሸባብ መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ዞባ ሸበሌ ኣብ ዝርከቡ ትሕዝቶታት ኣል ሸባብ መጥቃዕቲ ኣየር ምፍፃሙ ሚኒስቴር ምክልኻል ሶማሊያ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስቴር ምክልኻል ሶማሊያ ኣብዱልቃድር ሞሓመድ ከምዝበሉዎ÷ ሓይሊ ኣየራት ኢትዮጵያን ሶማሊያን ንሰዓታት…

ብጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ከተማ ጁባ ኣቲዩ፡፡ ኣባላት እቲ ጉጅ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቶም÷ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ደቡብ ሱዳን ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን…

ኣብ ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት እዚ በጀት ዓመት ኣብ ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ቀንዲ ቀንዲ ኣጀንዳታት መንግስቲ ኣብ ምስራፅ ዕዉታት ስራሕቲ ከምተሰርሑ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት ዓውዲ ሚዲያን…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማኑፋክቸሪንግን ሆራይዘን ኣዲስ ጎማ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዲሪኢን ላዕለዋይ ሓላዊ ትካል ሽልማት ፅሬት ኢትዮጵያን ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ማኑፋክቸሪንግ ሆራይዘን ኣዲስ ጎማ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ እዋን ዑደት እቶም ፕሬዚዳንት ሓዊሱ ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ…