ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃ ታንዛኒያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃ ታንዛኒያ ማህሙድ ታቢት ኮምቦ ኣብ 2ይ ጉባኤ ስርዓት ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብምርምር ተሓጊዛ እናሰርሐቶ ትርከብ ስራሕቲ ሕርሻ ዘደንቕ ኢዩ – ተሳተፍቲ ጉባኤ ስርዓት ምግቢ ሕቡራት መንግስታት Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብምርምር ተሓጊዛ እናሰርሐቶ ትርከብ ስራሕቲ ሕርሻ ዘደንቕ ኢዩ ኢሎም ተሳተፍቲ ካልኣይ ጉባኤ ስርዓት ምግቢ ሕቡራት መንግስታት፡፡ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ኣብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ መልካሳ ከምኡ እውን ኣብ መቀነባበሪ ምግቢ ዲና ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ዝሳተፉ ኣጋይሽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ማእኸላት መሸጢን መኸዘኒን ፍርያት ሕርሻ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ዝሳተፉ ኣጋይሽ ኢትዮጵያ ብትራንስፎርሜሽን ምግቢ እናወገነቶም ትርከብ ስራሕቲ ይዕዘቡ ኣሉ፡፡ ብመሰረት እዚ እቶ ተሳተፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዘበናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሃሙድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣብ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢፋድ ሓቛፊን ዘላቒን ልምዓት ግብርና ክብ ንምባል ዝተፈለየ ብፅሒት ምግባሩ ቀፂሉ ኣሎ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኢፋድ ሓቛፊን ዘላቒን ልምዓት ግብርና ክብ ንምባል ዝተፈለየ ብፅሒት ምግባሩ ቀፂሉ ኣሎ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኢፋድ ኣልቫሮ ላሪዮ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ፋኦ ኩ ዶንግዩ ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ፋኦ ኩ ዶንግዩ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ዋና ዳይሬክተር ኩ ዶንግዩ ምዝታዮም ገሊፆም። ጉባኤ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ምስ ዳይሬክተር ዩኤንዲፒ ኣብ ዞባ ኣፍሪካ ኣሁና ኢዚያኮንዋ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊት ሕቡራት መንግስታትን ዳይሬክተር ዩኤንዲፒ ዞባ ኣፍሪካን ኣሁና ኢዚያኮንዋ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕህበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሓጋዚት ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ዝሳተፉ ኣጋይሽ ኣብ ማእኸል ምርባሕ ደርሆ ሞጆ ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ዝሳተፉ ኣጋይሽ ኣብ ማእኸል ምርመራብሒን መቀነባበሪን ደርሆ ሞጆ ዑደት ኣሳሊጦም፡፡ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ውሕስና ምግቢን ስርዓተ ምግቢን ንምምሕያሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ናብ ኢንዱስትሪ ዝግበር ጉዕዞ ዘቀላጥፍ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ እናዓበየ ንዝርከብ ልዑል ጠለብ ሓይሊ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ምላሽ ብመሃብ ኢትዮጵያ ናብ ኢንዱስትሪ ትገብሮ ጉዕዞ ዘሳልጥ ኢዩ ኢሎም ምሁራን፡፡ ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝነበሮም ምሁራን፤ ካብቲ ግድብ ዝፍልፍል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ኪነ ጥበብ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ቤጂንግ ስራሕቲ ጥበብ እናቕረበ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህሊ ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ጉጅለ ኪነ ጥበብ ኢትዮጵያ ምድላዋቱ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቻይና ቤጂንግ ምቕራብ ጀሚሩ፡፡ "ኪን ኢትዮጵያ ብስራት ብራኸ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ባህሊ ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ጉጅለ ኪነ ጥበብ ናብ ቻይና ከምዘምረሐ ይፍለጥ፡፡…