ስፓርት ኣብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሊቨርፑል ምስ ፒኤስጂ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ምሸት ቀዳማይ ዙር ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ቀፂሎም ዝካየዱ እንትኾኑ ፒኤስጂ ምስ ሊቨርፑል ዝገበረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ብኣሰልጣኒ ኣርነ ስሎት እናተመርሐት ብቐጥታ ናብ 16 ዝተፀምበረት እንግሊዛዊት ጋንታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ፃዕሪታት ምጥንኻር ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ፃዕሪታት ምጥንኻር ከምዝግባእ ተገሊፁ። ኣብ ውሳነታት ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግናን ግደ ደቂ ኣንስትዮን ዝዝቲ ሃገር ለኸ መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼን ሃይን ተዛቲዮም። ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣፍሪካ ብዛዕባ ዘለዉ ኩነታት ሰላምን ፀፅታ ገለፃ ገይሮምሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህር ዳር ሰላማዊ ካብ ምዃና ንላዕሊ እናተወገኑ ዝርከኑ ስራሕቲ ልምዓት ጭቤት እታ ከተማ ዘረጋግፁ ኢዮም – ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህር ዳር ሰላማዊ ካብ ምዃና ንላዕሊ እናተወገኑ ዝርከኑ ስራሕቲ ልምዓት ጭቤት እታ ከተማ ዘረጋግፁ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከተማ ባህር ዳር እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ በርሊን ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቱሪዝም ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን በርሊን ኣብ ዝተኸፈተ ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቱሪዝም 'ኣይቲቢ' በርሊን እናተሳተፈት ትርከብ፡፡ ኣብቲ ኤክስፖ ምድረ ቀደምት ኣብ ዝተሰመየ መፀውዒ መባፅሕቲ ቱሪስት ኢትዮጵያ ንበፃሕቲ ኣብ ምፍላጥ ይርከቡ፡፡ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ተፀዋዒ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ ፍራንዝ ሴልስቲን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ፍልሰትን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 658 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘመናዊ ዱኽዒ ናብ ዉሽጢ ሃገር ምእታዉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንእታዎት ዘበነ ምህርቲ 2017/18 ዝኸዉን ልዕሊ 700 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ምብፅሑ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ ንምህርቲ እቲ ዘመን ዝኸዉን 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ድኩዒ ተገዚኡ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ጃፓን ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 4 ሺሕ ሰባት ከብ መረበቶም ተመዛቢሎም Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ፍርቂ ክፍለ ዘመን ተራእዩ ዘይፈልጥን ንምቑፅፃር ኣፀጋሚ ምኳኑን ተገሊፁ፡፡ እቲ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ 2 ሺሕ ዝኮኑ ሰራሕተኛታት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ምድርን ኣየርን ፃዕሪ እናገበሩ እንትኾኑ÷ ንምቁፅፃር ግን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሪካ ምስ ከተማ ማንቸስተር ብምርካብ ልዑል እጃም እናተዋፀአ ምኳኑ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሪካ ምስ እንግሊዛዊት ከተማ ማንቸስተር ኣብ ምርካብ ልዑል እጃም እናተዋፀአ ምኳኑ ገሊፁ፡፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማንቸስተር ኣብ ሰሙን ሓሙሽተ ግዘ ዘካይዶ ዝነበረ በረራ ካብ 3 ሓምለ 2025 ከም ኣቆፃፅራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ዝግበኦ ኣገልግሎት ንኽረክብ ኣብ ዘኽእል ቁመና ከምዝርከብ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት ዴሞክራሲ ብናይ ባዕለን ኣዋጅ ዝመሓደራን ብዘይሻራዊነት ዝሰርሓሉን ዕድል ከምዝተፈጠረ ዋና ሓላዊት ንብዓት ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ኢትዮጵያ ስመኝ ውቤ ገሊፀን። እቲ ትካል ሕገ መንግስታዊን ተፀዋዕነቱ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ከምዝኾነ…