ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ ጋዛ ን60 መዓልታት ተኹሲ ደው ንምባል ተሰማሚዓ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) እስራኤል ኣብ ጋዛ ን60 መዓልታት ተኹሲ ደው ንምባል ዘኽእሉ ቅድመ ኩነታት ንምክያድ ተስማዕሚዓ ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ። ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ÷ኣሜሪካ ኣብ ጋዛ ዝካየድ ዘሎ…
ስፓርት ፌደሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዘሕለፎም ውሳነታት ባህሪታት ኩዕሾ እግሪ ኢዮም – ኣይተ ኢሳያስ ጅራ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌደሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ትማሊ ዘሕለፎም ውሳነታት ባህሪታት ኩዕሾ እግሪ ኢዮም ኢሎም ፕሬዚዳንት እቲ ፌዴሬሽን ኣይተ ኢሳያስ ጅራ፡፡ ጋንታ ሲዳማ ቡና ኣብ ቅፅዓት ዝነበሩ ተፃወትቲ ተጠቒሙ ኢዩ ብዝብል ፅዋዕ ኢትዮጵያ…
ቢዝነስ ካብ ማዘጋጃ ቤታዊ ኣገልግሎት ልዕሊ 76 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብዚ በጀት ዓመተ ካብ ማዘጋጃ ቤታዊ ኣገልግሎት ልዕሊ 76 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ ኢሉ። ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2017 እቲ ሚኒስቴር ከምኡ እውን ትልሚ በጀት ዓመት 2018 ዝግምግም መድረኽ ኣካይዱ፡፡ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ፅባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣሕመድ (ዶ/ር) ፅባሕ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፈፃፅማ መንግስቲ ትልሚ 2017 ኣመልኪቱ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፅህቲ ኢትዮትጵያ ጋህዲ ንምግባር ዝተጀመሩ ተግባራት ምጥንኻር ይግባእ Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሌሊሴ ነሜ (ኢ/ር)ንፅህቲ ኢትዮትጵያ ጋህዲ ንምግባር ዝተጀመሩ ተግባራት ብዝበለፀ ምጥንኻር ይግባእ ኢለን፡፡ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ንፅህቲ ኢትዮጵያ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ነጋሽ ዋጌሾ…
ስፓርት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣን ዝተፈላለዩ ጉዳያት ውሳነ አሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብዘካየዶ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ፡፡ ብምዃኑ ኣብ ጋንታ ኩዕሾ ሲዳማ ቡና ዝተኣገዱ ተፃወትቲ ኣሰሊፉ ዝሰዓሮ ፅዋዕ ኢትዮጵያ በፎርፌ ተሸናፊ ኮይኑ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ልዑል ተሳትፎ ሕብረተሰብ ንኽህሉ መናእሰይ ግደኦም ይፃወቱ ኣለዉ – መስፍን ኣርአያ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገራዊ ዘተ ልዑል ተሳትፎ ሕብረተሰብ ንኽህሉ መናእሰይ ግደኦም ይፃወቱ ኣለዉ ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርአያ (ፕ/ር)። “ግደ መናእሰይ ንዕዉት ሃገራዊ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ መናእሰይ መድረኽ ዘተ…
ጥዕና ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ሕክምና መንሽሮ ተስፋሕፍሕ ኣላ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ኢትዮጵያ ማእኸላት ሕክምና ጨረር ሕሙማት መንሽሮ እናስፋሕፈሐት ኢለን ። ተበፃነት ሕክምና መንሽሮ ኣብ ምድንፋዕ ዘድሀበ ዓለም ለኸ ፎረም 'ሬይስ ኦፍ ሆፕ 2025' ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዕዙዝ ግደ ዝፃወት – ኣይተ ደስታ ሌዳሞ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2017 ዓ.ም ''ብምትካል ማንስዕራር''ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ወረዳ ዳራ ኦቲልቾ ተኻይዱ፡፡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ደስታ ሌዳሞ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ÷ ኣብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ኩለን መፈተኒ ማእኸላት ምሃብ ከምዝተጀመረ ኣገልግሎት ምዘና ትምህርቲን ፈተናታትን ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት እሸቱ ከበደ (ዶ/ር)÷ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ብኦንላይንን ብወረቐትን…