ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲታት ወላይታ ሶዶን ወለጋን ተምሃሮአን ኣመሪቐን Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ወላይታ ሶዶን ወለጋን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠነኦም ተምሃሮአን ኣመሪቐን፡፡ ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ብስሩዕ ብተኸታታሊ መርሃ ግብሪታታትን ብቀዳማይ፣ ካልኣይን ሳልሳይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 710 ተምሃሮ ኣመሪቑ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቱሪዝም ምስ ሕርሻ ዘተኣሳሰረ ቤኑና መንደር … Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ትካላት ሚዲያ መንግስቲን ውልቀን ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ሚዲያ ኣብ ወሰን ቃላይ በሰቃ ዝተሃነፀ ቤኑና መንደር ተዓዚቦም። ቤኑና መንደር ኣዚዩ ዘበናዊ መደቀሲ ክፍሊታት፣ ኣዳራሽ፣ እንዳ ሲኒማን መዘናግዒ ቦታን፣ ስፓ ከምኡ እውን ልምዓት ፍረምረን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት “እስራኤልን ኢራንን ምቁራፅ ተኹሲ ንምግባር ተስማዕሚዐን” – ፕሬዚዳንት ትራምፕ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤልን ኢራንን ምቁራፅ ተኹሲ ንምግባር ተስማዕሚዐን ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡፡ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ከምዝበሉዎ÷ እስራኤልን ኢራንን ንዝሓለፉ 12 መዓልቲታት እናካየደኦ ዝፀንሓ ኲናት ፀጣ ንምባል ኣብ ስምምዕነት በፂሐን። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቂቕ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት መሰል፣ ድሕንነትን ዘላቒ ተረባሕነትን ዜጋታት ንምርግጋፅ ዘኽእል ኢዩ – ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ረቂቕ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ብዝምልከት ኣብዚ ሰሙን ብዝተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝጋውሑ ሓበሬታታት ግቡኣት ዘይኮኑ ኢዮም ኢሉ፡፡ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘቕረቦ ረቂቕ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ጉባኤ ቢዝነስ ኣፍሪካ-ኣሜሪካ ይሳተፉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ቢዝነስ ኣፍሪካ-ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣሜሪካን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ብዕሊ ተጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ እናተሳተፈ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓኻይም ሰብ ንምድሓን፤ ንሕና ኢትዮጵያ ንምድሓን ኢና ንሰርሕ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓኻይም ሰብ ንምድሓን፤ ንሕና ኢትዮጵያ ንምድሓን ንሰርሕ ስለዝኾንና ሓቢርና ጠጠው ክንብል ኣለና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለመዳይ ዓቕሚ ትካላት ጥዕና ንምይንኻር ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኩለመዳይ ዓቕሚ ትካላት ጥዕና ንምይንኻር ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ ከምዝሉዎ÷ ዓውዲ ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህይወት ሰባት ናይ ዘድሕኑ ሓኻይም ሕቶ ናይ ፖለቲካ ክሳራ ብዘጋጠሞም ሰባት ምጥላፉ ትኽክል ኣይኮነን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ኢትዮጵያ ትኽክለኛ ሰብ ሞያ ጥዕና ንምንታይ ሕቶ መሃያ እልዐሉ ኢሉ ዝሓስብ ሰብ ኣለ ኢለ ኣይግምትን ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ዝተዛተዩሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ጥዕና ብዝድለ መጠን ንኽልወጥ ኣብዚሕና ንደሊ ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዓውዲ ጥዕና ብዝድለ መጠን ንኽልወጥ ኣብዚሕና ንደሊ ኢና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ ከምዝሉዎ÷ ኣብታ ሃገር መሰረተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ልዕሊ ማእኸላት ኒውክሌር ኢራን ልዑል ዕንወት ኣብፂሐ – ኣሜሪካ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ማእኸላት ኒውክሌር ኢራን ልዑል ዕንወት ኣብፂሐ ኢሉ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣሜሪካ፡፡ ጦር ኣውሮፕላናት ኣሜሪካ ኣሜሪካ ኣብ ኢራን ኣብ ዝርከባ ሰለስተ ማእኸላት ኒውክሌር ሎሚ ወጋሕቲ መጥቃዕቲ ምፍፃመን ይፍለጥ፡፡ ኣሜሪካ ኣብ…