መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዘደምሙ ውፅኢታት ኣመዝጊቡ ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኣብ ዝሓፉ ሒደት ናይ ለውጢ ዓመታት ዘደምሙ ውፅኢታት ኣመዝጊቡ ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ።
"ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታ መንግስቲ መደመር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ…