ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 44 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን ልምዓት ወሰን ሩባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሩባ ባህሪኦም ጠፊኦም ዝነበሩ ሩባታት እታ ከተማ ካብ ብኽለት ንምክልኻል 44 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን ልምአት ወሰን ሩባ እናተወገነ ይርከብ ኢሎም፡፡ ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ዲዳ ድሪባ…
ቢዝነስ ኣብ ተካእቲ ፍርያታት ንዝዋፈሩን ሓደሽቲ ሓሳባት ፈጠራን ንዝትግብሩ ፈጠርቲ ስራሕ ቀረብ ፋይናንስ ንምምላእ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ ተካእቲ ፍርያታት ንዝስርሑ ፈጠርቲ ስራሕ ቀረብ ፋይናንስ ንምምላእ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሉ፡፡ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ጌታቸው ዋቄ ከምዝበሉዎ÷ እቲ ትካል ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንዝዋፈሩ ኣልማዕቲ ቀረብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ ጅቡቲ ወፃኢ ንግዲ ቡን ዘቀላጥፉ ተወሰኽቲ ኮንቴነራት ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ ጅቡቲ ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ወፃኢ ንግዲ ፍርያት ቡንን ጥረምረን ንምቅልጣፍ ዝሕግዙ 104 በዓል 20 ጫማ ኮንቴነራት ኣቕሪበ ኣለኹ ኢሉ፡፡ እቲ ማሕበር ኣክሲዮን ምስ ኩባኒያ ትራንስፖርት ባሕሪ ሜዲትራኒያን ብምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ባህር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ምክትል ቀዳማይ ማኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ኣብ ከተማ ባህር ዳር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም። ኣብቲ እዋን ዑደት ኣማኻሪ ዘፈር ማሕበራዊ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ስፓርት ሲዳማ ቡናን ኣርባ ምንጭ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡናን ኣርባ ምንጭ ከተማን ባዶ ንባዶ ማዕረ ተፈላሊየን። ረፋድ 3፡30 ኣብ ኩለመዳይ ስታዲየም ወንጂ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢዩ ክልቲአን ጋንታታት ነጥቢ ተኻፊለን ክወፅኣ ዝኸኣላ። መርሃ…
ስፓርት መቐለ 70 እንደርታ እንትትዕወት ፋሲል ከነማን ኣዳማ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ተኻይዶም፡፡ ኣብቲ ሊክ ንዘይምውራድ ኣብ ዝግበር ንሕንሕ ዝርከባ ጋንታታት ዝተፃወታሎም ሰለስተ ፀወታታት ብተመሳሳሊ ግዘ ሰዓት 9፡00 ተኻይዶም፡፡ ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ክብሪን ስምን ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ክብ ንምባል ክተግህ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ፅሬት ትምህርቲ ኣብ ምሕላው ክብሪን ስምን ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ክብ ንኽብል ክተግህ ይግባእ ኢሎም፡፡ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር በዓል ምስረትኡ ምኽንያት ብምግባር ብ4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዘህነፆም 22 ፕሮጀክታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣፍልጦ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ሎሚ መዓልቲ ንዘመረቖም ፕሮጀክታት ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተለጊሱዎ። እቲ ዩኒቨርሲቲ በዓል ምስረትኡ ምኽንያት ብምግባር ዘመረቖም 22 ፕሮጀክታት ንኽዛዘሙ ምሕዝነቶም ዘንዘርአዩ ትካላት ሰርተፊኬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኪነ ጥበብ ኣብ መንነት ሃገር ዕቤትን ቁልፊ ግደ ይፃቱ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ጥበብ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ጥበባት ንመንነት ሃገርን ዕቤትን ቁልፊ ከምዝኾኑን ባሃላዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ህንዲ ሄሊኮፕተር ተሓምሺሻ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰሜን ህንዲ ግዝኣት ኡታራክሃንድ ሎሚ መዓልቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምምሕምሻሽ ሄሊኮፕተር ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ እታ ሄሊኮፕተር ምብራር ምስ ጀመረት ኣብ ውሽጢ ሒደት ደቓይቕ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ሰብ መዚ እቲ ከባቢ ተዛሪቦም፡፡…