ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ጊፋታ” ኣብ ሓድጊ ዓለም ምምዝጋቡ ንኢትዮጵያ ልዑል ትርጉም ኣለዎ – ሰላማዊት ካሳ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ህዝቢ ወላይታ “ጊፋታ” ኣዩኔስኮ ሓድጊ ዓለም ኮይኑ ምምዝጋቡ ንኢትዮጵያ ኢሉ እውን ንህዝቢ ወላይታ ልዑል ትርጉም ዘለዎ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ። በዓል መለወጢ ዘበን ህዝቢ ወላይታ “ጊፋታ” ኣብ ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚዲያታት ግብፂ ኣብ ጉዳይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንዜጋታት ሓሲየን ኢየን – ግብፃዊ ኣክቲቪስት Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚዲያታት ግብፂ ኣብ ጉዳይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንዜጋታት ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ብምቕራብ ንህዝቢ እናሰሓሓታ ነይረን ኢሎም ግብፃዊ ኣክቲቪስት ሃምዲ ሱሌይማን፡፡ ምስ ፋና ዓረብኛ ፖድካስት ፃሒት ዝገበሩ ሱሌይማን፥ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…
ቢዝነስ ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ክመርሕ ዝኽእ ስትራቴጂ ተሓንፂፁ ይስራሕ ኣሎ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ንዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዝኽእ ስትራቴጂ ተሓንፂፁ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፡፡ መኽፈቲ ስነ ስርዓት 2ይ ብሄራዊ ኮንፍረንስ ዲጂታል ክፍሊት ይሳለጥ ኣሎ። ኢዮብ ተካልኝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጎንደር ተነቢሩ ዝነበረ ገደብ ሕላፍ ሰዓት ተላዒሉ Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መምሒ ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ጎንደር ኣብታ ከተማ ተነቢሩ ዝነበረ ገደብ ምንቅስቓስ ሕላፍ ሰዓት ተላዒሉ ኢሉ፡፡ ኣዛዚ እቲ መምርሒ ኮማንደር ኣንተነህ ቴዎድሮስ ከምዝበሉዎ÷ ኩነታት ፀፅታ እታ ከተማ ስለዝተመሓየሸን ዘተኣማምን ሰላም ስለዘሎን ነበርቲ…
ስፓርት ኢንተር ሚላን ምስ ሊቨርፑል – ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ እዚ ዕለት Gebremariam Weldegerima Dec 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 6ይ ዙር መርሃ ግብሪ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ትሽዓተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም፡፡ ሊቨርፑል ናብ ጣሊያን ብምምራሕ ምሸት ሰዓት 5 ምስ ኢንተር ሚላን ትገጥም እንትትከውን፥ ቼልሲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ምስ ካሊእ ጋንታ ጣሊያን…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ወልቭስ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 15 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ምስ ወልቭስ ክትገጥም ኢያ፡፡ ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት እቲ ሊግ ክትዕወት ዝኸኣለት ሓንቲ ፀወታ ጥራሕ እንትትከውን÷ ኣብ ሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኣብ ማዕርነት መሰረታት ብምውዳድ ዝተሓፈረት ኢትዮጵያ ነፅንዕ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኣብ ፍትሒን ማዕርነትን መሰረታት ብምውዳድ ዝለምዐት፣ ዝተኸበረትን ዝተሓፈረትን ኢትዮጵያ ነፅንዕ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን "ዴሞክራሲያዊ ምርድዳእ ንህብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሓባር ገዛና መሰረቱ ከየናወፀ ንምንባር ናይ ሓባር መንነት ክህልወና ይግባእ- ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ናይ ሓባር ገዛና መሰረቱ ከይተናወፀ ንምንባር ናይ ሓባር መንነት ክህልወና ይግባእ ኢሎም። መበል 20 መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ "ዲሞክራስያዊ ምርድዳእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝኾነ ይኹን ምትንኻፍን ክፉእ ሓሳብን ንኢትዮጵያ ካብ ምዕባለ ጠጠው ኣየብላን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝኾነ ይኹን ምትንኻፍ፣ ፈተና ይኹን ክፉእ ሓሳብ ንኢትዮጵያ ካብ ምዕባለ ጠጠው ኣየብላን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ከተማ ሆሳእና እናተኸበረ ኣብ ዝርከብ መበል 20 በዓል መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያ መበል 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ክተሰናድእ ኢያ Gebremariam Weldegerima Dec 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብኣሰናዳእነት ክልል ኦሮሚያ ክኽበር ኢዩ። መበል 21 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ከተማ ጅማ ንኽተሰናድእ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ከተማ…