ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተረፈ ኣካል ሉሲን ሰላምን ኣብ ሙዚየም ደሴ ካብ ፅባሕ ጀሚረን ንምርኢት ክቐርባ ኢየን Gebremariam Weldegerima May 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ሙዚየም ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝኽበረላ ከተማ ደሴ ተረፈ ኣካል ሉሲን ሰላምን ካብ ፅባሕ ጀሚረን ንምርኢት ክቐርባ ኢየን፡፡ ኣብ በዓል መዚ ሓድጊ ኢትዮጵያ መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ብሄራዊ ሙዚየም ኣይተ ኣንዷለም ግርማይ ከምዝገለፁዎ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ፕሮጀክት ግድብ መገጭ ካብ ዝነበሮ ፀገም ኣፈፃፅማ ክወፅእ ጀሚሩ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ስራሕቲ ፕሮጀክት ግድብ መገጭ መንግስቲቲ ብዝሃቦ ፍሉይ ትኹረት ካብ ዝነበሮ ፀገም ኣፈፃፅማ ክወፅእ ጀሚሩ ኢሎም። እዋናዊ ኣፈፃፅማ እቲ ፕሮጀክት ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ…
ስፓርት ስሑል ሽረ ካብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወሪዳ Gebremariam Weldegerima May 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምስ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተራኸበት ጋንታ ስሑል ሽረ 1 ን 0 ስለዝተሰዓረት ካብ ውድድር እቲ ሊግ ምውራዳ ኣረጋጊፃ፡፡ ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ፍፁም ጥላሁን ድሕሪ ዕረፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕማም ኤም ፖክስ ከይዛመት ዝተዋደደ ፃዕሪ እናተገበረ ይርከብ Gebremariam Weldegerima May 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ሕማም ኤም ፖክስ (Mpox) ከይዛመት ብዕቱብ እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን፡፡ እተን ሚኒስትር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ከምዘበለኦ÷ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምምሕዳር ከተማ ሞያሌ ብሕማም ኤም ፖክስ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ፍትሐ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ምውዳድ ኣፈፀምቲ ትካላት እቲ ዓውዲ ወሳኒ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ቴዎድሮስ ምህረት ስርዓት ፍትሐ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ምውዳድ ኣፈፀምቲ ትካላት እቲ ዓውዲ ወሳኒ ከምዝኾነ ገሊፆም። መበል 19 ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነሮች ኣቢያተ ህንፀት ፌዴራልን ክልልን "ኣቢያተ ህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ መርኣያ በዓል ራኢ መራሒ ኢዩ – ኣምባሳደር ኣዘርባጃን Gebremariam Weldegerima May 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኣዘርባጃን ኣብ ኢትዮጵያ ሩስላን ናሲቦቭ ማእኸል ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ብቕልጡፍ ናብ ተግባር ምእታዉ መርኣያ ቆራፅን በዓል ራኢን መራሒ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡ እቶም ኣምባሳደር መዓልቲ ናፅነት ኣዘርባጃን ኣመልኪቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምልኣተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝሓለፉ 15 መዓልቲታት እናተኻየደ ዝቐነየ ምልኣተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ 2017 ዓ.ም ተዛዚሙ፡፡ ዋና ፀሓፊ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ነዚ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓምዲታት ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ንምድንፋዕ ኣጠቓቕማ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ምጉልባት ይግባእ Gebremariam Weldegerima May 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ዓምዲታት ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ንምድንፋዕ ኣብ ምቅልጣፍ ዕዙዝ ረብሕኡ ዕዙዝ ከምዝኾነ ምሁራን ገሊፆም፡፡ ተመራማሪ ቁጠባዊ ሃፍቲ ቆስጠንጢኖስ በርሀተስፋ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ፤ ኣርቴፊሻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሮም ብቀዳመይቲ ሚኒስትር ጂኦርጂያ ሜሎኒ ዝተገበረሎም ኣቀባብላ Gebremariam Weldegerima May 27, 2025 0 ‹‹ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ነዊሕ ዘበን ዝገበረ ምትእስሳር ንምጥንኻር ናብ ሮም ብምኻድ ብቀዳመይቲ ሚኒስትር ጂኦርጂያ ሜሎኒ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። እቶም መራሕቲ ኣብ ምትግባር ዝርከብ ኣፈፃፅማ ምትሕብባር ብምግምጋም ኣብ በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተበፃሕነት ቀረብ ፅሩይ መስተ ማይ ምዕባይ Gebremariam Weldegerima May 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ተበፃሕነት ቀረብ ፅሩይ ዝስተ ማይ ሚኢታዊ ንምብፃሕ እናሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ማይ ኢነርጂ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂ ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ከምዝበሉዎ፤ ኣብዚ ዓመት ተበፃሕነት ቀረብ ፅሩይ ዝስተ ማይ…