ስፓርት ማዱኬ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃቲ ክፍሊ መስመር ጋንታ ኣርሰናል ኖኒ ማዱኬ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ምኽንያት ንክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ተሓቢሩ፡፡ እቲ ተፃዋቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ሲቲ ሓደ ማዕረ ኣብ ዝተፈላለያሉ 5ይ ሰሙን ፀወታ እቲ ሊግ ናይ…
ቢዝነስ ኣብ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ትኹረት ዝተገበረሎም ዘፈረታ ለውጢ ኣምፂኦም – ኣምባሳደር ግርማ ብሩ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ትኹረት ዝተገበረሎም ዘፈራት ዝሐሸ ቁጠባዊ ዕቤት ንኽምዝገብ ዕድል ፈጢሮም ኢሎም ኣማኻሪ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ግርማ ብሩ፡፡ ኢትዮጵያ ተግባራዊ ዝገበረቶ ዝተማለአ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዘፈር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሃዲያ “ያሆዴ” ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሃዲያ "ያሆዴ" ኣብ ከተማ ሆሳእና ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)፣ሚኒስትር የሴቶደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)…
ስፓርት ብውፃእ ውረድ ዝተረኸበ ልዑል ክብሪ – ኦስማን ዴምቤሌ… Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኦስማን ዴምቤሌ ድሕሪ ብዙሕ ውፃእ ውረድ ዳግም ክብ ኣብ ዝበለሉ ፓሪስ ተዓዋቲ ሽልማት ባሎንዶር 2025 ብምዃን ወርቂ ኩዕሾ ናይ ውልቁ ገይሩ። ዴምቤሌ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1997 ኣብ ሰሜን ምዕራብ ፈረንሳይ ግዝኣት ኖርማንዲ ከተማ ኢቭሪው…
ስፓርት ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ቶኪዮ ኣብ ዝተኻየደ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝተሳተፈ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ፤ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ፣ ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሲዲሲ ኣፍሪካ ፍርያት መድሓኒት ንምድንፋዕ ዝውዕል ሓገዝ 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ምቁፅፃርን ምክልኻልን ሕማም ኣፍሪካ (ሲዲሲ ኣፍሪካ) ኣብታ ኣህጉር ፍርያት ካትበትን መድሓኒትን ንምዕባይ ዝውዕል ሓገዝ 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብቲ ማእኸ መተሓባባሪ ኣፍረይቲ ውሽጢ ሃገር ኣይተ ኣበበ ጌተኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 26 ሺሕ ፓምፕታት መምጠጢ ማይ ንሓረስቶት ተኸፋፊሉ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 26 ሺሕ ፓምፕታት መምጠጢ ማይ ሎሚ መዓልቲ ንሓረስቶት ተኸፋፊሉ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ሕርሻ ኣዲሱ ኣረጋ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም፡፡ ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ኣብቲ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ናይ ዘበናት ኒሕ ኢትዮጵያውያን ዝመለሰ ኢዩ – ከንቲባ ከድር ጁሃር Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ናይ ዘበናት ኒሕ ኢትዮጵያውያን ዝመለሰ ኢዩ ኢሎም ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከድር ጁሃር። ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ብምምልካት ኣብ ስቴዲየም ከተማ ድሬዳዋ ሰልፊ ድጋፍን መግለፂ ሓጎስን ተኻይዱ፡፡ ከንቲባ ከድር…
ስፓርት ድሕሪ 34 ዓመታት ብዘይ ወርቂ ዝተመለሰ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ… Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ቶኪዮ እናተኻየደ ዝቐነየ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ፡፡ ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮና ክልተ ብሩርን ክልተ ነሓስን ብድምሩ ኣርባዕተ ሜዳልያታት ብምርካብ ውድድራ ዛዚማ። ኢትዮጵያ ብመሰረት ዝረኸበቶ በዝሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምግቢ ኢትዮጵያ ወይዘሮ ሙና ኣብ ስኮትላንድ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገረ ስኮትላንድ እንዳ ምግቢ ሓበሻ ዝኸፈተት ወይዘሮ ሙና ምግቢታት ኢትጵያ ብምፍላጥ ኣፍልጦ ኣትሪፋ ኣላ፡፡ ብባዕለ ሼፍ ሙና ዝተመስረተ እቲ ቤት ብልዒ ኣብ ኢትዮጵያ ብበዝሒ ዝተለመደን መለለዪ ኢትዮጵያውያን ዝኾነን በየዓይነት፣ ጥብሲ፣…