Fana: At a Speed of Life!

ልኡኽ ቢዝነስ ቻይና ኣብ ዞባ ኢኮኖሚ ቂሊንጦን ቦሌ ለሚን ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣቦ ወንበር ቤት ፅሕፈት ዓለም ለኸ መስፋሕፍሒ ንግዲ ቻይና ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ቢዝነስ ኣብ ዞባ ኢኮኖሚ ቂሊንጦን ቦሌ ለሚን ዑደት ኣካይዶም፡፡ ነቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዑደቱ ኣብቲ ዞባ ኢኮኖሚ ዘለው መሰረተ ልምዓታት፣ ተሳትፎ ሰብ ሃፍቲን…

ቴክኖሎጂ መፍትሒ ፀገም ንምግባር ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም – ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኖሎጂ ንህዝብና መፍትሒ ፀገምን መቀላጠፊ ዕቤትናን ንምግባር ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ኣርተፊሻል ኢንተለጀንስ ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ መሰረት…

መዳርግቲ ኣካላት ፌዴራል ኣብ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ምዕራፍ ምስታፍ ንምንታይ ኣድለየ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ብኣዋጅ ቁፅሪ 1265/2014 ብዝተውሃቦ ስልጣንን ሓላፍነትን መሰረት ብምግባር ካብ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ብህዝባዊ ዘተተታትን ካልኦት ግቡእነት ዘለዎም መገዲታትን ኣጀንዳታት ዘተ እናኣከበ ምዃኑ ይፍለጥ፡፡ እቲ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኢራን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኢራን ኢሻግ ኣል ሃቢብ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ኢራንን ናይ ጥንቲ ዘበን ስልጣነን ባህሊን ዘለወን ሃገራት ከምዝኾና ተሓቢሩ፡፡ እተን ሃገራት ክልተኣዊ…

ድሕንነት ተፋሰስ ኣዋሽ ብምሕላው ሓምለዋይ ልምዓት ንምድጋፍ ዘክእል ስምምዕነት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስተር ማይን ኢነርጂን ደሕንነት ተፋሰስ ኣዋሽ ብምሕላው ሓምለዋይ ልምዓት ንምድጋፍ ዘክእል ስምምዕነት ምስ ሰበ መዚ ማይ ኔዘርላንድ ተኻይዱ። ሚኒስተር ማይን ኢነርጂን ደሕንነት ተፋሰስ ኣዋሽ ምስ ክልል ኦሮሚያ፣ ኣምሓራን ዓፋርን አብ ፅሬት…

ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ኣድልዎ ናፃ ዝኾነ ኣገልግሎት ዝወሃሉ ስርዓት ተዘርጊሑ ኢዩ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ኣድልዎ ናፃ ዝኾነ ኣገልግሎት ዝወሃሉ ስርዓት ተዘርጊሑ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ መሓመድ እድሪስ ገሊፆም፡፡ እም ሚኒስትር ብሴክሬታሪ ፋውንዴሽን መሓመድ 6ይ ሞሮኮ መሓመድ ረፊቅ (ዶ/ር) ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ፅቡቕ…

ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ፅባሕ ፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ፅባሕ 18 ለካቲት 2017 ዓ.ም ፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ፡፡ ንጨረታ ዝቐርብ መጠን ሸርፊ ወፃኢ 60 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካን እንትኸውን÷ እቲ ጨረታ ንኩሎም ባንኪታት ክፍቲ ከምዝኸውን ተሓቢሩ፡፡ እቲ…

ልዕሊ 254 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም አቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ  7 ክሳብ 13 ለካቲት 2017 ዓ.ም 254 ነጥቢ 8 ሚሊዮን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣታዊን ወፃኢን ኣቑሑት ኮንትሮባድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡ ካብዚ ብተወሳኪ እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ 17 ተጠርጠርቲ ውልቀ…

መሰረታዊ ዝኾኑ ሕቶታት ህዝቢ ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ – ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ከተማ ወልቂጤ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ከምዝገለፀኦ፥ ከም ሃገር ንዙሓት ፈተናታት እናተሳገርና ዘዕግብ ውፅኢት…

ኣብ ማራቶን ኦሳካ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ኦሳካ ኣብ ዝተካየደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ዓወት ቀኒዑዎም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ውድድር ማራቶን ኣትሌት ይሁንልኝ ኣዳነ ናይቲ ቦታ ሰዓት ብምምምሕያሽ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ።…