Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 5ይ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ “ኢትዮጵያ ተፍሪ፣ ኣዲስ ኣበባ ትማዕብል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ን5ይ ግዘ ዝካየድ ከተማ ሓቆፍ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ ኣብ ዝሓለፉ…

ኢትዮጵያ ጥንኩር ዕቤት ኢኮኖሚ ተመዝግብ ኣላ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ጥንኩርን ፅሬት ዘለዎን ዕቤት ኢኮኖሚ ተመዝግብ ኣላ ኢለን ኣባል ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፡፡ ንተኸታተልቲ ሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት እናተኻየደ ዝቐነየ ስሩዕ…

መበል 65 ዓመት በዓል ምስረታ እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ብዝተፈላዩ መደባት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 65 ዓመት በዓል ምስረታ እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ብዝተፈላዩ መደባት እናተኸበረ ይርከብ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምኽባር በዓል ምስረታ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ፣ ጀኔራል መኮንናት ሓዊሱ ዕድመ ዝተገበረሎም…

ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ቀፂሉ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና እናካየዶ ዝርከብ ስሩዕ ኣኼባ ቀፂሉ ይካየድ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና እናቐፀለ…

ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ሕፁያት ተወዳደርቲ ዝግዝኡሉ ደምቢ ስነ ምግባር ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምውድዳር ዝተመዝገቡ ፓርቲታት ፖለቲካን ውልቀ ሕፁያትን ዝግዝኡሉን ዘመሓዳደሩሉን ደምቢ ስነ ምግባር ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ስነ ምግባር ደምቢ ዕላዊ ዝኾነ ዝተመዝገቡ ፓርቲታት ኣብ ዝተረኸቡሉ…

ኢትዮ ቴሌኮም “ቴሌስትሪም” ዝተሰመየ ዲጂታል ኣሰራር ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም "ቴሌስትሪም" ዝተሰመየ ዲጂታል ኣሰራርሓ ብዕሊ ኣጀሚሩ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ከምዝበለኦ፤ ኢትዮ ቴሌኮም ዝህቦ ኣገልግሎት ዕዙዝ ንምግባር ዘኽእል ተግባር እናወገነ ይርከብ።…

ኣገልግሎት ሎጂስቲክስ ዲጂታላይዝ ንምግባር ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣወሃህባ ኣገልግሎት ሎጂስቲክስ ዲጂታላይዝ ንምግባር ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ (ኢባትሎ)፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢባትሎ ኣብዱልበር ሸምሱ (ኢ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ንኢትዮጵያ ምስ ዕዳጋ ዓለም…

ቦርድ መረፃ ናይ ሕሶት ሓበሬታታት ንምክልኻል ዘኽእል ብሄራዊ ስምምዕነት ምትሕብባር ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ናይ ሕሶትን መደናገሪን መረፃ ተንከፍ ሓበሬታታት ንምክልኻል ዘኽእል ብሄራዊ ስምምዕነት ምትሕብባር ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ብሄራዊ ስምምዕነት ምትሕብባር ዕላዊ ኣብ ዝኾነሉ እዋን ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ÷ 7ይ…

እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ሓዱሽ መለለዪ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ዝተረኸቡሉ ሓዱሽ መለለዪ ዕላዊ ገይሩ፡፡ መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል እቲ እዚ ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ካብ…

ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ብሓፈሻ ንኽንደይ ወናብር መረፃ ዘካይድ ይመስለኩም?

ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ንኽንደይ ወናብር መረፃ ዘካይድ ይመስለኩም? 1. ክልል ሃረሪ …..ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2፤ ቁፅሪ ወንበር ቤት ምኽሪ ክልል 36፤ 2. ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ …..ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 35፤ ቁፅሪ…