ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2017 ልዕሊ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ተሰናዲኡ Gebremariam Weldegerima May 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2017 ልዕሊ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተሰናደአ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ሓምለዋይ ኣሰር ዝተጎድአ መሬት ዳግም ንኽግርብ፣ ጠሊ መሬት ንኽውስኽ፣ መጠን ማያዊ ኣካላት ንኽውስኽ ከምዝገበረ ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ቡና ንኢትዮጵያ መድን ስዒራ Gebremariam Weldegerima May 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 31 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ቡና መሪሕ እቲ ሊግ ንዝኾነት ጋንታ ኢትዮጵያ መድን 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ኢትዮጵያ ቡና ራምኬል ጀምስ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡…
ስፓርት ኣርባ ምንጭ ከተማን ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima May 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 31 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባ ምንጭ ከተማን ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን 1 ን 1 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን፡፡ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ናትናኤል ሰለሞን ከምኡ እውን ንኣርባ ምንጭ ከተማ ታምራት እያሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኖቬሽን ብምጥቃም ህንፀት ዘመናዊ ሰራዊት ክነሳልጥ ትፅቢት ይግበር- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima May 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓቕሚታት ኢንተርፕሪነርሺፕን ኢኖቬሽን ተጠቒምና ህንፀት ዘመናዊ ሰራዊት ምስላጥ ትፅቢት ይግበር ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ መርሃ ግብሪ ምስረታ ምክልኻል ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ፈረንሳን ዘሎ ርክብ ኩለ መዳይ ናብ ዝኾነ ጠንካራ ርክብ ተሸጋጊሩ Gebremariam Weldegerima May 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ፈረንሳን ዘሎ ርክብ ኩለ መዳይ ናብ ዝኾነ ጠንካራ ርክብ ምሽግጋሩ ቤት ፀሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ ከምዝበሎ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳይ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ፍትሓዊን ጉዳይ ህልውናን ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዳይ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ጉዳይ ህልውና ስለዝኾነ ውድብና ሙሉእ ብሙሉእ ዝድግፎ ኢዩ ክብሉ ኣባላት ኣመራርሓ ውድብ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ገሊፆም። ኣባላት ኣመራርሓ ውድብ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ምስ ፋና ዲጂታል…
ስፓርት ሻምፕዮና ዘይፈለየ ውድድር ሴሪ ኤ ጣልያን … Gebremariam Weldegerima May 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 38 ሰሙን ሴሪ ኤ ጣልያን ሎሚ ምሸት ዝካየዱ ፀወታታት ትፅቢት ይግበረሎም። ብ79 ነጥቢ ነቲ ሴሪ ኤ እናመርሐት ትርከብ ናፖሊ ምሸት ሰዓት 3፡45 ኣብ ሜድኣ ንካግሊያሪ ከተተኣንግድ ኢያ። ብኣሰልጣኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ መልማሊ ኣመራርሓ ቦርድ መረፃ ፀብፃቡ ንቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima May 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ መልማሊ ኣመራርሓ ቦርድ መረፃ ፀብፃቡ ንቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣቕሪቡ፡፡ እቲ ኮሚቴ ንኣመራርሓ እቲ ቦርድ ኣብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ስራሕቲ ምፍላይ ብምክያድ ብመሰረት እቲ ኣዋጅ መመዘኒ ብምምለኦም ዝተመረፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima May 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ብቨርቹዋል ኣብ ዘካየዶ መበል 45 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ዘመሓላለፎም ውሳነታት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡- ፈለማ እቲ ቤት ምኽሪ ዝተዛተየ…
ስፓርት ኣትሌታት ኢትዮጵያ ካብ ትራክ ናብ ውድድራት ጎደና ዝገብሩዎ ፍልሰት… Gebremariam Weldegerima May 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ቀረባ ዓመታት ንደሓር ኣብ ኢትዮጵያ መናእሰይ ኣትሌታት ናብ ውድድራት ጎደና እናምርሑ ምዃኑ ዘተሓሳስብ ጉዳይ እናኾነ ምምፅኡ ምሁራን እቲ ዓውዲ ገሊፆም። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ትምህርት ኮተቤ መምህር ስፖርት ሳይንስን ኣሰልጣኒ ኣትሌቲክስን ንጉሴ…