ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥዑይ ማሕበረሰብ ንምፍጣር ወሳኒ ግደ ዘለዎ ተበፃሕነት ክታበት Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ተበፃሕነት ምጥንር ጥዑይ ማሕበረሰብ ንምፍጣፍር ወሳኒ ግደ ኣለዎ ኢሉ። መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህፅናት ምስተወለዱ ዝወሃብ ኣገልግሎት ክታበት መከላኸሊ ሕማም ጉበት ኣብ ሆስፒታል ኣበበች ጎበና ብዕሊ ተጀሚሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቡን ታሪኻዊ ዓዋት እናመዝገበት ትርከብ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቡን እናመዝገበቶ ትርከብ ዓዋት ታሪኻዊን ልዑል ዓቕሚ ኢኮኖሚ ዝፈጠረን ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣፍይቲ ቡን፣ ለኣኽቲን መዳርጊ ኣካላት እቲ ዓውዲን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዲጂታል ክእለት ብምህናፅ ተወዳዳራይነት እናፈጠረት ትርከብ – ሕቡራት መንግስታት Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዲጂታል ክእለት ብምህናፅ ተወዳዳራይነት እናፈጠረት ትርከብ ኢሎም ኣብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ልምዓት (ዩኤንዲፒ) ተወካሊ ኢትዮጵያ ሳሙኤል ዶ። ስምምዕነት ፖሊሲን ቁፅፅርን ንተወዳዳራይነት ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ትካላት ንግዲ፥ ጉዕዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ማሕበር ትካላት መሰልጠኒ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያን ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ብሓባር ዘሰናድኡዎ 5ይ ጉባኤ ማሕበር ትካላት መሰልጠኒ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ተወከልቲ ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ሓለፍቲ ዓውዲ ኣቪየሺንን ተወከልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ጉዳይ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ዩናይትድ ኪንግደም ብምድሃብ ምስ ኣምባሳደር እታ ሃገር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንትፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዌልች ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉባኤ ጉጅለ 20 ውፅኢታዊ ኣኼባታት ተኻይዶም – ቢልለኔ ስዩም Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጉባኤ ጉጅለ 20 ዘዕግብን ውፅኢታዊን ኣኼባታት ተኻይዶም ኢለን ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም። ቢልለኔ ስዩም ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ተሳትፎ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣብ ዝሃበኦ መብርሂ ከምዝበለኦ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲ ብብርኪ ዓለም ንበል 34 ግዘ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 20 ግዘ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ፡፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲ ወይ እውን መዓልቲ ፃዕዳ ሪቫን "መጥቃዕቲ ዘይዕገስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ሲንጋፖር ኣብ ትሕቲ ሓወልቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሲንጋፖር ሎውረንስ ዎንግ ኣብ ትሕቲ ሓወልቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም፡፡ ከንቲባ ምምክዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሲንጋፖር ሎውረንስ ዎንግ ተዛቲየን፡፡ ድሕሪ እቲ ዘተ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ ዘለዋ ተሰማዕነትን ፅዕንቶን ዝተረጋገፀሉ ጉባኤ ጉጅለ 20… Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ኢሉ እውን ኣብ ኣፍሪካ ያላት ዘለዋ ተሰማዕነትን ፅዕንቶን ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ክትሳተፍ ኣኽኢሉዋ ኢለን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፡፡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኤቨርተን … Gebremariam Weldegerima Nov 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኤቨርተን ሎሚ ምሸት ክራኸባ ኢየን። ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ሕድሕድ ካብ ዝገበረኦ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት፤ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣርባዕተ ግዘ…