Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ከተማ ጎንደር ፕሮጀክታት ልምዓት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ከተማ ጎንደር እናተሰርሑ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ተዓዚቦም፡፡ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)ንሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ እዮብ ተካልኝ(ዶ/ር)ን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣገልግሎት ካርጎ ኣፍሪካ” ብምባል ኣፍልጦ ተጎናፂፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን ኣብ ኬኒያ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ሽልማት ልህቀት ኣገልግሎት ፅዕነት ኣየር 2025 “ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣገልግሎት ካርጎ ኣፍሪካ” ብምባል ኣፍልጦ ተጎናፂፉ። ካብዚ ብተወሳኺ “ብሉፅ ኤርፖርትኣገልግሎት ካርጎ…

ሚኒስቴር ጥዕና 62 ተሽከርከርቲ ንክልላት ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር 62 ተሸከርከርቲ መጓዓዓዝቲ መድሓኒት ንክልላት ኣረኪቡ፡፡ እተን ተሽከርከርቲ ካብ ግሎባል ፈንድ፣ ማእኸል መከላኸሊን መቆፃፀሪን ሕማማት ኣፍሪካ (ኣፍሪካ ሲዲሲ)ን ጋቪን ብዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ ዝተዓደጋ ኢየን ተባሂሉ፡፡ ብ6…

ታጂኪስታን ንስግግር ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር ምስ ሚኒስትር ንግዲን ኢኮኖሚ ልምዓትን ታጂኪስታን ዛቭኪዞዳ ዛቭኪ ኣሚን ተዛቲዮም። ኣብዘተኦም ድማ ኣምባሳደር ጀማል÷ ኢትዮጵያ ናብ ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ዝገበረቶ ዕዉት ስግግር ኣመልኪቶም ነቶም…

ድልድል ኣውዲቅካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድልድል ኣውዲቅካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ናዮን ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ብመሰረት እዚ አርሰናል ምስ ፒ ኤስ ቪ አይንድሆቨን ከምኡ እውን ሊቨርፑል ምስ ፒ ኤስ ጂ ተደልዲለን፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ክለብ ብሩገ ምስ…

ልዕሊ 246 ሺሕ ቱሪስታት ውሽጢ ሃገር ወፃኢን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተመሪቑ ናብ ስራሕ ካብ ዝኣቱ ንደሓር ልዕሊ 246 ሺሕ ቱሪስታት ውሽጢ ሃገር ወፃኢን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ከምዝጎብነዩዎ ተገሊፁ፡፡ ዋና ዳይሬክተር ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ግሩም ግርማ÷ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንህዝቢ ክፍቲ ካብ ዝግር…

ፃውዒት ሰላም ንዝተቐበሉ ነበር ኣመራርሓ ኦነግ ሽመት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ፃውዒት ሰላም ንዝተቐበሉ ነበር ኣመራርሓ ኦነግ ሽመት ሂቡ፡፡ ብመሰረት እዚ፡- ኣይተ ያደሳ ነጋሳ--------- ኣማኻሪ ጉዳያት ሰላምን ድሕንትን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ኦሮሚያ ረቡማ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሓተመ ሓዱሽን ዘበናዊ ፓስፖርት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እዋኑ ዝበፅሖ ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ኣብ ትዮጵያ ዝተሓተመ ሓዱሽ ፓስፖርት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዝተረኸቡሉ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ “ኤሌክትሮኒክ ፓስፖርት ተግባራዊ ምግባርና ምስሊ ሃገር ካብ…

ምክትል ቀዳማይ ሚንስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚንስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣንጄላ ራይነር ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይረን:: እተን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኸንን ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝገበሩዎ ዑደት፤ ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ፣ ክፍሊ ፅገና…

ስፑትኒክ ናይ ኣፍሪካ ቢሮኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ዜና ሬድዮን ብሮድካስቲን ሩሲያ ስፑትኒክ ኢንተርናሽናል ናይ ኣፍሪካ ቢሮኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምኽፋቱ ዕላዊ ገይሩ። ናይ ኣዲስ ኣበባ "ስፑትኒክ ኣፍሪካ" ብሄራዊ ረብሓን ድሌትን ህዝቢን መንግስቲን ኢትዮጵያ ዘኽብር ኤዲቶሪያል ፖሊሲን…