ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ተጠናኺሩ ቀፂሉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን እነተወገኑ ብዝርከቡ ምትሕብባራት ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፊንላንድ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፊንላንድ ኣሌክሳንደር ስተብ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዞባዊ፣ በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባርን ኣብ ክልተኣዊ ርክብን ኣድሂቦም ከምዝተዛተዩ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢኮኖሚ፣ ርክብ ምሕዝነት ባህሊ፣ ኣብ ዘላቒ ልምዓን ሓለዋ ክሌማዊ ለውጢን ኣብ ዘካተቱ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ውፅኢታዊ ልዝብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ወራሲ ዓራት ኣቡዳቢ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ወራሲ ዓራት ኣቡዳቢ ልኡል ሼኽ ካሌድ ቢን መሃሙድ ቢን ዛይድ ኣልናህያን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ምስ ወራሲ…
ስፓርት ቼልሲ ንበርንሌይ ስዒራ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ናብ ተርፍሙር ብምምራሕ ንበርንሌይ 2 ን 0 ስዒራ፡፡ ቼልሲ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ፔድሮ ኔቶን ኤንዞ ፈርናንዴዝን ኣመዝጊቦምወን፡፡ መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቕፅል፤ ድሕሪ ሒደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ኣይኤምኤፍ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ) ክሪስታሊና ጂኦርጂየቫ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ኣብ ጆሃንስበርግ እናተኻየደ ዝርከብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ዝተገበረ ኢዩ፡፡ በዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ሲዲ ኡልድ ታህ (ዶ/ር) ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ምስ ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ሲዲ ኡልድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንዓለም ለኸ ልምዓት ናይ ባዕላ እጃም ንምውፃእ ቆራፅ ኢያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብፅንሰ ሓሳብ መደመር እናተመርሐት ንዓለም ለኸ ልምዓት ናይ ባዕላ እጃም ንምውፃእ ቆራፅ ኢያ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ጆሃንስበርግ እናተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትራንስፖርት ባቡር ንዓውዲ ቱሪዝም ልዑል ዓቕሚ ዝህብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምንቅስቓስ ትራንስፖርት ባቡር ንዓውዲ ቱሪዝም ልዑል ዓቕሚ ዝህብ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም እንደገና ኣበበ (ዶ/ር)። ሚኒስቴር ቱሪዝም ምስ ማሕበር ኣክሲዮን ኢትዮ-ጅቡቲ ብምትሕብባር ምስ ሰብ ሞያ ትካላት ሚዲያ ፈጠርቲ ፅዕንቶ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኮንፈረንስ ቱሪዝምን መብፅሒት ቱሪስትን ምዃና ብዝበለፀ ዘስፍሕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኮንፈረንስ ቱሪዝምን መብፅሒት ቱሪስትን ምዃና ብዝበለፀ ዘስፍሕ ኢዩ ኢሎም ሓላፊ ቢሮ ኮሙኒኬሽን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሃፍታይ ገ/እግዚአብሄር። እቶም ሓላፊ ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ መበል…