ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 4ይ ጉባኤ ሳይንስ ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ስደት፣ ምምዝባልን ከተማነትን ብምጥማት ዘሰናደኦ 4ይ ጉባኤ ሳይንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ “ስደት፣ ምምዝባልን ከተማነት ኣብ ዘላቒ ልምዓት ዘለዎም ፅዕንቶ” ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውፅኢታት ምርምርን ፈጠራ ቴክኖሎጂን ትኹረት ብምግባር ይሰርሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውፅኢታት ምርምርን ፈጠራ ቴክኖሎጂን ትኹረት ብምግባር እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ፡፡ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 15 ግንቦት 2017 ዓ.ም ዝፀንሕ ቅነ ኤክስፖ ምርምርን ቴክኖሎጂን ስነስርዓት መኽፈቲ ኣብ ቢሾፍቱ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መሰረተ ልምዓት ኮንስትራክሽን ውፅኢታዊ ስራሕ እናወገነት ምዃና ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መሰረተ ልምዓት ኮንስትራክሽን ዕድል ስራሕ ካብ ምፍጣር ሓሊፉ ብርኪ ናብራ ዜጋታት ብዘላቕነት ዘመሓይሽ ውፅኢት እናመዝገበት ምዃና ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፀን፡፡ መበል 20 ትካል ስራሕ ዓለም ኣብ ስራሕ ዝተመርኮዘ…
ስፓርት ሲዳማ ቡና ንወላይታ ድቻ ስዒራ Gebremariam Weldegerima May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንወላይታ ድቻ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ሲዳማ ቡናን ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ማይክል ኪፕሩቪል ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ሲዳማ ቡና ተኸታታሊ ካልኣይ ዓወታ…
ስፓርት ክሪስቲያኖ ሮናልዶ ን3ይ ግዘ ናይ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ተኻፋሊ ስፖርተኛ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ 40 ዓመት ፖርቹጋላዊ ኢንተርናሽናል ንተኸታታሊ ሰለስተ ዓመት ናይ ዓለምና ቁፅሪ ሓደ ተኻፋሊ ስፖርተኛ ኮይኑ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ስዑድ ዓረብ ንጋንታ ኣልናስር እናተፃተ ዝርከብ ክሪስቲያኖ ሮናልዶ፤ ብዓመት 275 ሚሊየን ዶላር ዝኽፈሎ…
ቴክኖሎጂ ቴክኖሎጂ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኖሎጂ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ‘ኢቴኤክስ 2025’ ካብ ሎሚ መዓልቲ 8 ግንቦት 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ብሓባር…
ስፓርት ቼልሲ ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣስቶንቪላ ምስ ቶትንሃም ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት Gebremariam Weldegerima May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 37 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዳኣ ስታምፎርድ ብሪጅ ምሸት ሰዓት 4፡15 ንማንቼስተር ዩናይትድ ክተተኣናግድ ኢያ። ብ63 ነጥቢ ኣብ 5ይ ደረጃ ትርከብ ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቼልሲ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ኣብ ሻምፒየንስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣገልግሎት ጥዕና ጠሚቱ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ንማኽበረሰብና ጥሬቱ ዝሓለወን ፍትሓዊን ኣገልግሎት ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ፖሊሲ ጥዕናን ስትራቴጂን ብምሕንፃፅ በዓል ዋናነት ሕብረተሰብ ብዘረጋገፀ መልክዑ ስራሐቲ ብትኹረት እናወገነ ከምዝኾነ ናይ ኣደባባይ ሓቂ ኢዩ። ምኸንያቱ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብቲ ዞባ ዘሎ ኩነታት ፀፅታ ብምግምጋም ተግባራዊ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ስምዕነት ተበፂሑ Gebremariam Weldegerima May 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብቲ ዞባ ዘሎ ኩነታት ፀፅታ ብምግምጋም ተግባራዊ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ስምዕነት ከምዝተበፅሐ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ፡፡ ምክትል ዳይሬክተር ጄነራል እቲ ኣገልግሎት ታዜር ገ/እግዚአብሄር ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ "ብምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሰላም ናይ ምኽባር ግደኣ ኣዘሚና ከምትቕፅል ኣረጋጊፃ Gebremariam Weldegerima May 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንምኽባር ዓለም ለኸ ሰላምን ድሕንነትን ዘለዋ ዘበናት ዝተሳገረ ግደ ብዝበለፀ ብምዝማን ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣረጋጊፀን፡፡ ብሚኒስትር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ በርሊን እናተኻየደ…