ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ህዝቢና ንምፍታሕ ብዙሓት ውፅኢታዊ ስራሕቲ እናተወገኑ ይርከቡ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ህዝቢና ንምፍታሕ ብዙሓት ውፅኢታዊ ስራሕቲ ይውገኑ ኣለዉ ኢለን፡፡
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ውሽጢ ትሽዓተ ኣዋርሕ ብፍጥነትን ብፅሬትን ኣብ 24 ህንፃታት ዝተሃነፁ 1 ሺሕን 287…