ሃገር ናተይ ዝብሎ መውፅኢን መእተዊን እንድሕር ዘይሃሊዩዋ ንዝመፅእ መጥቃዕቲ ዝተቓለዐት ትኸውን – ምሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ናተይ ዝብሎ መውፅኢን መእተዊን እንድሕር ዘይሃሊዩዎ ንዝመፅእ መጥቃዕቲ ዝተቓለዐ ከምዝኸውን ምሁራን ገሊፆም።
ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ተማራማሪ ፖለቲካ ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክብን ብሩክ ሃይሉ (ፕ/ር) ከምዝበሉዎ፤ ሕቶ በሪ…