Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣርባዕተ ስምምዕነታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 29 ስሩዕ ኣኼባ ኣርባዕተ ኣዋጃት ስምምዕነት ብምምርማር ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ፈለማ ዘፅደቖ ንልምዓት ካባቢን ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን መንግስተቲ ጣሊያንን…

3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚን ፅባሕን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓትን ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ብቐንዱ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ማሕበረሰብ እምነት ኣፍሪካ ምቅልጣፍ፣ ኣጀንዳ 2063 ሕብረት ኣፍሪካ ንምዕዋትን ከይዲ ጉጅለ…

ማእኸል ስሕበት ኮንፈረንስ ቱሪዝም እናኾነት ትርከብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ማእኸል ስሕበት ኮንፈረንስ ቱሪዝም እናኾነት ትርከብ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም እንደገና ኣበበ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብቲ ዓውዲ ለውጢ ፖሊሲ ምግባሩ ሓዊሱ ልምዓት ኮሪደርን ካልኦት ምቹዋት መሰረተ-ልምዓታትን፣ ምስ ቪዛ ተተሓሂዙ…

ኢትዮጵያ ሰላም ዞባ ኣፍሪካ ንምሕላው ዘኽእል ሪፎርም እናገበረት ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ሃገር ብዝዘለለ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ዞባ ንምሕላ ብዘኽእል መልክዑ ትካላዊ ሪፎርም እናካየደት ምዃና ዋና ዳይሬክተር ጀኔራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ተዛሪቦም። ኣምባሳደር ሬድዋን እዚ ዝበሉ…

ኣሰልጣኒ ሃንሲ ፍሊክ ኣብ ባርሴሎና ንምፅናሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ጋንታ ባርሴሎና ሃንሲ ፍሊክ ንተወሰኽቲ ክልተ ዓመታት ዘፅነሖም ውዕሊ ንምፍራም ምስታ ጋንታ ተስማዕሚዖም፡፡ ድሕሪ ናይ ትማሊ ምሸት ዓወት ኤል ክላሲኮ ንዩዋን ላፖርታ ሓዊሱ ኣመራርሓ እታ ጋንታ ምስ ኣሰልጣኒ ሃንሲ ፍሊክን ወኪሎምን…

ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ማእኸል ልህቀት ምብራቕ ኣፍሪካ ንምዃን እናተግሀ ዝርከብ ኮሌጅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ጀኔራል ዊንጌት ኣብ ዘፈር ስልጠና ማእኸል ልህቀት ዓውዲ ኢነርጂ ምብራቕ ኣፍሪካ ንምዃን እናሰርሐ ከምዝርከብ ገሊፁ፡፡ እቲ ትካል ሓይሊ ፀሓይ መበገሲ ብምግባር ኣብ ዓውዲ ዝሕደስ ሓይሊ ብፍሉይ ጠመተ እናሰርሐ ከምዝኾነ ምክትል…

ጉጅለ ዕጡቕ ኩርድ ኣማራፂ ሰላም ተቐቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ዕጠቕ ኩርድ (ፒኬኬ) ድሕሪ ኣርባዓ ዓመታት ዕጥቃዊ ቃልሲ ናብ ሰላማዊ ቃልሲ ንምምፃእ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ጉጅለ ነዚ ውሳነ ዘመሓላለፈ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 5 ክሳብ 7 ግንቦት 2025 ኣብ ዘካየዶ ኮንግረስ ኢዩ። ፒኬኬ…

ሕብረት ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን ንምርግጋፅ ብዙሓት ተግባራት እናወገነ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን እታ ኣህጉር ንምርግጋፅ ዲፕሎማሲያዊ ፃዕሪታት እናወገነ ከምዝርከብ ኣፍሊጡ፡፡ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሃሙድ ኣሊ ዩሱፍ ኣብ ዝሓፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ እቲ ሕብረት  ዝሰርሖም ስራሕቲ ከምኡ እውን ኣንፈታት…

ዓለም ለኸ ፎረም ኢንቨስትመት “ኢንቨስት ኢትዮጵያ” ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲን ፅባሕን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዓለም ለኸ ፎረም ኢንቨስትመት "ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2025" ክያድ ጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ፎረም ፕሬዘዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ዓለም ለኸ ኢንቨስተራት፣…

ካርሎ ኣንቼሎቲ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጣሊያናዊ ካርሎ ኣንቼሎቲ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ብምዃን ከምዝተሸሙ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ሪያል ማድሪድ ምስ ሪያል ሶሴዳድ ትገብሮ ፀወታ ላሊጋ ኣብ ማድሪድ ናይ መወዳእታ ሓላፍነቶም ከምዝኸውን ተገሊፁ፡፡ ኣንቼሎቲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን…