Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት እታ ሃር ፕሬዚዳንት እስማኤል ኦማር ጊሌ ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን÷ ኣብ ዝህልዎም እዋን ስራሕ ኣብሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ስትራቴጂያዊ ርክብ ብዝበለፀ…

እቲ ፎረም ከተማታት ከተማታ ቴክኖሎጂ ዝፍልፍለለን ከምዝኾና ብተግባር ዝተርኣየሉ ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)10ይ ፎረም ከተማታት ዓውደ ምርኢት ብመንግስቲ መደመር ከተማታት መፈልፈሊ ፍልጠት ቴክኖሎጂ ከምዝኾና ብተግባር ዝተርኣየሉ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ። 10ይ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ "ዕቤት ከተማታት ንልህቀት ኢትዮጵያ”…

ቫይረስ ማርበርግ ኣብ ሓፂር እዋን ንምቁፅፃር ብምውዳድ እናተሰርሐ ይርከብ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቫይረስ ማርበርግ ኣብ ሓፂር እዋን ንምቁፅፃር ብምውዳድ እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ሕማም ቫይረስ ማርበርግ ካብ ዝተረጋገፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ በቲ ሕማም ንዝተጠርጠሩ 17…

ማእኸል ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ክልል ዓፋር ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ክልል ዓፋር ሎሚ መዓል ስራሕ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣወል ኣርባ፣ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒን ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ መኩሪያ ሃይሌ (ዶ/ር)ን…

ኢንስቲቲዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ምስ ሃገራዊ ራኢን ሕልሚን ዝተኣሳሰሩ ጉዳያት ዝተርኣዩሉ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንስቲቲዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ምስ ራኢ ሃገራዊ ሕልሚ ዝተኣሳሰሩ ጉዳያት ዝተርኣዩሉ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንስቲቲዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ…

ስራሕቲ ኤርጎኖሚክስ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ህንፀት ትካል ራኢን ስነ ምግባርን እንትራኸቡ ክፍጠር ዝኽእን ዝላ ዘርአየ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕቲ ኤርጎኖሚክስ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ህንፀት ትካል ራኢን ስነ ምግባርን እንትራኸቡ ክፍጠር ዝኽእን ዝላ ዘርአየ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንስቲትዩት…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውድድር መፃረዪ ፀወታ ትሕቲ 17 ዓመት ሴካፋ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ ውድድር መፃረዪ ፀወታ ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ኢትዮጵያን…

ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ደረጃ ህዝባዊ ቦታታት ክብ ናይ ብምባል ሓሳብ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ እናተተግበረ ይርከብ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ደረጃ ህዝባዊ ቦታታት ክብ ናይ ብምባል ሓሳብ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ እናተተግበረ ይርከብ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷…

ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 ትመርሕ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ትሕቲ 17 ዓመት ሴካፋ ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 እናመርሐት ዕረፍቲ ወፂኣ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ ውድድር ትህቲ 17 ዓመት ሴካፋ ኢትዮጵያን ሩዋንዳን እናካየደኦ ዝርከባ ፀወታ ቅድሚ ዕረፍቲ ዝተዛዘመ እንትኸውን÷ ክልቲአን…

ማእኸል ሕክምና ሆስፒታል ዝኽሪ ዘውዲቱ ኣብቲ ዓውዲ ንዝነበረ ቅኑዕ ሕራነ ምላሽ ዝሃበ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ሕክምና ሆስፒታል ዝኽሪ ዘውዲቱ ኣብቲ ዓውዲ ንዝነበረ ቅኑዕ ሕራነ ምላሽ ዝሃበ ኢዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ከምዝበለኦ÷ ብዕሊ ተመሪቑ ስራሕ ዝጀመረ እቲ ዘበናዊ ማእኸል ጥዕና ዓለም ለኸ…