Fana: At a Speed of Life!

ዩኒዶ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒዶ) ኣብ ፕሮጀክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ጎድና ጎድኒ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ሓዳሽ ንዝተመረፃ ኣዶ መንበር ትካል ቀዳማዊት እመቤታት ኣፍሪካ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለክን ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ሴራሊዮን ፋጢማ ማዳ ባዮ (ዶ/ር)ኣዶ መንበር ትካል ቀዳማዊት እመቤታት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፀን። ቀዳማዊት እመቤት ኣንጎላ ዲኣስ ላውሬንኮ ድማ ምክትል ኣዶ መንበር ብምዃን ተመሪፀን። ቀደማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንዝተመረፃ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንታት ጋናን ቡሩንዲን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ጋና ጆን ማሃማን ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኤቫርሴት ንዳይሽሚዬን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብታ ኣህጉር ዝርከቡ ዕድላት ልምዓትን ማሕለኻታትን አመልኪቶም ምይይጥ ከምዝገበሩ እቶም ቀዳማይ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሃሙድ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ከምዝዘቱ…

ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኢትዮጵያን ስቶክ ኤክስቼንጅ ርዋንዳን ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኢትዮጵያን ስቶክ ኤክስቼንጅ ርዋንዳን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኢትዮጵያ ጥላሁን እስማዔል (ዶ/ር)ን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ስቶክ…

ኣትሌት ድርቤ ኣብ ውድድር ውሽጢ ገዛ ሊዮን ብ3 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፈረንሳይ ሊዮን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ተዓዊታ። ድርቤ ነቲ ርሕቐት ብ8 ደቒቕ 39 ሰከንድን 49 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡ ኣትሌት የኔዋ ንብረት ድማ ብ8…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቶተንሃም ዝገበረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቶተንሃም ሆትሰፐርስ ዝግበረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ኣብዚ ውድድር ዓመት ድኹም ምንቅስቓስ እናርአያ ዝርከባ ክልቲአን ጋናታታት ሎሚ ምሸት 1:30 ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብ…

ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ጁሊዬስ ማዳ ቢዮ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣቀባብላ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ፋኦ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ትካል ምግቢን ሕርሻን ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንፋኦ) ኩ ዶንግዩን ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላፉዎ መልእኽቲ፤ ዳይሬክተር ጄነራል ኩ…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣዳሪ ኣቢያተ ትምህርቲ ዓይነ ስውራን ንምህናፅ ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣርባዕተ ኣዳሪ ኣቢያተ ትምህርቲ ዓይነ ስውራን ንምህናፅ ዘኽእሎ ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ምስ ፋውንዴሽን ካሊፍ ቢን ዛይድ ኣል-ናሃያን ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዝተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…