Fana: At a Speed of Life!

መራሒ ፍልስጤም ማህሙድ ኣባስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራሒ ፍልስጤም ማህሙድ ኣባስ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ማህሙድ ኣባስ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምሎም። መበል…

ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ…

ፕሬዚዳንት ቻድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ቻድ መሃመድ ኢድሪስ ዴቢ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ኣቀባብላ ገይሮምሎም።…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ እንኳዕ ዳግም ናብ ኢትዮጵያ መፅኡ ኢሎም። “ብተደጋጋሚ ንገበርም…

ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ጂቡቲ እስማኤል ዑመር ጊሌ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ኣቀባብላ ገይሮምሎም።…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴን ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ኣብ ሃገራዊ፣ ዞባዊን ዓለም ለኻዊ ጉዳያት ተዛቲዮም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊን ዞባዊን ሰላምን ልምዓትን ብዙሓት ስራሕቲ እናወገነ ከምትርከብ…

ካቢኔ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልተ ኣጀንዳታት ውሳነ አሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 4ይ ዓመት 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ክልተ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ፡፡ ብመሰረት እዚ እቲ ካቢኔ ኣብ ኣዋጅ ሰራሕታት መንግስቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዝታይ እቲ ኣዋጅ ናብ ቤት ምኽሪ ኣዲስ…

ፕሬዚዳንት ማዳጋስካር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ማዳጋስካር ኣንድሪ ራጁዌሊና ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣቀባብላ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ሞሪሺ ናብ ኣዲስ ኣበባ የስአዲስ አበባ ገቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሞሪሺ  ናቪንቻንድራ ራምጎላም ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ኣቀባብላ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን ህዝቢ ሱዳን ሓገዛ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን ህዝቢ ሱዳንኣኹሉ መዳይ እትገብሮ ሓገዛ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፆም። ኣብ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ሱዳን ዝዝቲ ጉባኤ መራሕቲ ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ፣ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ፣…